ቤት ፅሕፈት ምልዓልን ምውዳብን ህዝቢ ኣብ ናይ 2016 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ንዝተፈላዩ ግልጋሎ ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ፣ ናይ መኪና ጎማን ቸርክዮን ከምኡ ድማ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲ ክዕድግ ስለ ዝደለየ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡን ንክትወዳደሩ እትደልዩን መቕረብ ክትወዳደሩ ፃውዒቱ ብኣኽብሮት የቕርብ

ጨረታ ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንኮዋሽ ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሑትን ጎማን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንከተማ ናይ ዘ/መ/ግ/ ከ/ መ/ከ/ስ/እቶት ግልጋሎት ክዕድግ ካብ ዕለት 29/04/2016ዓ/ም ብቑፅሪ 1566/ምከመ/03 ናይ መኪና ዘገልግል ስፔር ክዕደገሎም ኣፍሊጦምና ኣለዉ። በዚ መሰረት ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ በ ዝተመዝገብኩም መቕረብቲ ስዒቦም ዝተቐመጡ ረቋሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንሕደም፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዝሩ ናይ ማኪና ስፔር ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዝሩ ናይ ማኪና ስፔር አዋዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ቤት ፅሕፈት ጊዝያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ገ/ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ / ኣቅሑት ምምሕዳር ፤ ቤት ፅሕፈት ም/ጥ/ሕ/ውሳነ ምሃብን ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ አገልግሎት ዝዉዕል ንመሳርሒ መዘወሪ ፈቃድ ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘረዘሩ መዐቀኒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝትርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ን2016 ‘ም በጀት ዓመት ዘገልግሉ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።