ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣብቲ ቤት መዘጋጃ ዝረከብ ናይ ቤት መዘጋጃ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ንምስራሕ BC/GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ሰራሕ ዘለዎም ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኦርቶደኩስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ትግራይ ሃገረ ስብከት መቐለ ናይ ደብረ ፅጌ ቅድስት ማርያምን ቅድስ ሚካኤልን ህንፃ መስረሒ ኮሚቴ ናይ ዓድሹምድሑን ቅድስት ማርያም ሓዱሽ ህንፃ ቤተክርስትያን ኣጫሪቱን ኣወዳዲሩን ብግልፂ ጨረታ ካስራሕ ስልዝድለየ

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ካብ ናይ 2017 ዓም ዝተረከበ በጀት ዕደጋ መፍለይ ቁፅሪ ዓድዋ CW/WH/0117 ኣብ ቀበሌ ኣብነት ዝርከብ ናይ መከዝን ሓፁር ንምስራሕ BC/GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ስራሕ ዘለዎም ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣክስዮን ኮንስትራክሽን ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ (2B+G+15) ፣ ሓወልቲ (2B+G+15) ፣ ሓድነት (B+G+8) ዝርከቡ ፕላን ዝፀደቐሎም ናይ ሪል እስቴት ቦታታት ስራሕቲ ህንፀት ኣብ ሰለስቲኦም ቦታታት ንምስራሕ ስለዝደለና በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይዕድም።

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣብቲ ሕቲ ቢሮና ንዝርከባ ጥዕና ጣቢያታት ግልጋሎ ዝዉዕል ስላፕ ሞልድ ንምስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት መዘጋጀ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት ኣብ 2017 ዓም ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ምዕባለ ዳመምህር ወልደ ገብርኤል ናብ ሩባ ብዕደጋ ቁፅሪ ዓድዋ /CW/DRN/03/17 ናይ መንደቅ ተፋሰስ ማለት ማስነሪ ድሪነጅ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጎዓዝያ ወረዳ ሕንጣሎ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይን ስራሕቲ ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ሒዋነ ማይነብሪ ዝኮነ ኣብ ጠቢያ ሒዋነ ዝርከብ ናይ ቤት መዘጋጃ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ናይ መሰረት ስራሕቲ ንምስራሕ ኣብ ክልልና ትርከቡ ናይ ደኣንት ሰርፊኬት ደረጃ 8 GC ደቀቅቲ ደራጃ 8 BC ንእሽተይን ብቅዓት መረጋገፂ ዘለኩም ማሕበራት ዉልቀ ዳኣንት ኣጨሪቱ ብዝሐዞ መሰረት ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣብቲ ሕቲ ቢሮና ንዝርከባ ጥዕና ጣቢያታት ግልጋሎ ዝዉዕል ስላፕ ሞልድ ንምስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ማሕበረሰብ ዕድጋ ኮሜቴ ጣብያ ኣልጋነሽ ብናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምንካይ ፕሮጀክተ ልምዓት ማለት DRDIP2 ብዝተረከበ ድጋፍ በጀት ንዝስራሕ ሐደ ብሎክ ወይ ሐደ ህንፃ ናይ መጋቢት 20 ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ናይ ላዕሊ ማለት እዉን ቐዳማይ ደብሪ ምስፍሕፋሕ ሐድሽ ህንፃ ክህንፅ ስለዝተደለየ ኩሉ ብርኪ ብዘይፈሊ ናይ ህንፃ ኮንስትራክሽን ማለት BC ኮንስትራክሽን ህንፃ መንገዲ GC ፍቃድ ነግዲ ዘለኩም ኮንትራክተራት ብዝተዳለወ ዲዛይን ስፐስፊኬሽንን መሰረት ንጉልበትን ብክፋል መሳርሕን ፎርም ወርክ ንማይ ምቅራብ ምስታይን ከምእዉን ኣብ ናዉቲ መሳርሒ ህንፃ እትወዳደሩ ብናይ ናዉቲ መሳርሒ ህንፃ ፍቃድ ዘለኩም አወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳር መጎዓዝያን ወረዳ ሕንጣሎ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይን ስራሕቲ ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ሒዋነ ማይነብሪ ዝኮነ ኣብ ጠቢያ ሒዋነ ዝርከብ ናይ ቤት መዘጋጃ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ናይ መሰረት ስራሕቲ ንምስራሕ ኣብ ክልልና ትርከቡ ናይ ደኣንት ሰርፊኬት ደረጃ 8 GC ደቀቅቲ ደራጃ 8 BC ንእሽተይን ብቅዓት መረጋገፂ ዘለኩም ማሕበራት ዉልቀ ዳኣንት ንግዲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ብዝሐዞ መሰረት ከስርሕ ይደሊ