... ትና ማለት እውን በርበረን ሽሮን ረቋሓታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትሳተፉ ይዕድም፡፡

... ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡

... ርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡

... ር ዝተቀመጠ ኣትክልቲ ማለት 'ውን ቀይሕ ሽጉርቲ፣ ፃዕዳ ሽጉርቲ ፣ ድንሽ፣ ኮሚደረን ጉዕ፣ ኣዮዲን ጨውን ኩነርን) ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዓቤቲ ፐርሰናል ኣይተም ን ናይ መግብን ብጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ::

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንግሪነሪ ስልጠና ዝውዕሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ዘይቲ ብልዒን ሽኮርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ UNFPA Project ናይ 2 ሰሙን ኣስቤዛ ንመሓብሓቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግለጋሎት ዝውዕሉ ኣስቤዛ ን6' ወርሒ ውዕል ኣሲሩ ከቕርብ ምስ ዝኽእል መቕረባይ ከወዳድር ይደሊ::

ኤስ ኦ ኤስ ህጻናት መንደር ፕሮግራም መቐለ አብ 2017 በጀት ዓመት ናይ ምግቢ ዓይነታት ንዝተፈላለዩ ናይ ትካልና ሰራሕቲ ዘገልግሉ ብብርኪ ክልል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብ ቢሮ ስላምን ፀጥታን ትግራይ ግንባር ደቡብ ኣርሚ 26 ዘፈር ፋይናንሰ ናይ ምምራትን ምቕራብን ባኒ ብስርዓት ዕደጋ ብማሸን ሰንኪቱ ዘቕርብ ብግልፂ ጨረታ ከወዳደር ይደሊ።