ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ኣብ ቢሮና ዌብሳይት ዲቨሎፕ ክገብርን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ቀዋሚ ኣቁሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ከምኡዉን ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ናይ 2008 ዓ/ም 3ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም ብግልፂ ጨረታ ንዕድም ካበ ሕጋዉያን መቅረብቲ ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ኤሌትሮኒከስ ኣቁሑ (Electronics Material) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ን 2008 ዓም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ናይ ሕትመት መፅሔት ስራሕቲን ሻርፕን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን መሳርሒ : ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቑሑት ኤሌክትሪክ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ሃንድ ዳጉዌል ሩፍ ካችመንት ስራሐቲ: ኤሌክትሮኒክስ : ስራሕቲ ሓፂን መፂን ዕንፀይትንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ:

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ አብቲ ወረዳን ዝርከባ ኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ቀለልትን ሃለቅትን አቁሑት: ኤሌክትሮኒክስን :ኣቁሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ግልፂጨረታምልክታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንአብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቁሑትን : ናይ ፈርኒቸር ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንቤት ፅሕፈታት እቲ ወረዳ ዝዉዕል ከም መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ : ኣቀሑት ኤሌክትሮነክስ : መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል ዝመሳሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ