ቤት ፅሕፈት ምምሕደር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ኤለክትሮኒክስ :ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት: ፈርኒቸር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲጉዶም ኣብ 2008 ዓም ናይ ኮሌጅና በጀት ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ፡ከምፒተር ፡ናይ ህንፃ መሳርሒ ፡ መሳርሒ ፅሕፈትን ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ቀዋሚ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑትን ናይ ቢሮ አቁሑትን ናይ ህንፃ መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቀዋሚ ኣቁሑት ጠረጰዛ: ሸልፊ : ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2007 በጀት ዓመት 2 ይ ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ/ LOT/ መቒሉ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ኮንስትረክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤለክትሮኒክስ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምብራቅ አብ 2008ዓም በጀት ዘመን ን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኤለክትሮኒክስን፡ ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑተ፡ ፈርኒቸር(ናይ ገዛን ቢሮን አቁሑት) አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ኣብ ህንፃ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ዝርከብ ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን ፅሕፈት መሳርሒ ፣ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንከተማ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ: