ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት  ዝተላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ቢሮ ኣቀሑት ናይ ሞተር ሳይክልን ናይሰርቪስ መኪናንመለዋወጢ ኣቁሑት ዝተፈላለዩ ሕትመታት ዝተፈላለዩ ዓይነት መፃሕፍቲ ናይ ህንፃ መሳርሒን ናይ ስፖርት ዕጥቂን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያ

ቢሮኮንስትራክሽንመንገዲንትራንስፖርትንክልልትግራይኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመትን ንናይ ቢሮ መኻይን ግልጋሎትዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ጎማታት ካብሕጋዊያንነጋዶብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩትደሊዩነጋዶዝስዕብረቆሒክተማልኡይግባእ:;

ቢሮትልሚንፋይናንስን ናይ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ ስለዚ

ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን ናይ ዝተፈላለዩ ማለተ እዉን

ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔርፓርት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምብራቅ አብ 2007 በጀት ዘመን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ጎማ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ነጋዶን መቕረብትን ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምብራቅ አብ 2007 በጀት ዘመን ን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ነጋዶን መቕረብትን ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ናይ መኪና ጎማን ፊልትሮታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊያን ነጋዶ ዘኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ናይ መኪና ጎማን ፊልትሮታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊያን ነጋዶ ዘኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

ኣብ ኮሚሽንፖሊስ ክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::