ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ን2010 ዓም ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ መሳርሒ: ፀፀር እምኒ ሐሸዋ ጡብ: ኤሌክትሪክ ኣቅሑት: ኤሌክትሮኒክስ : መኪና ዕድጊት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ዞባ ምዕራብ ወረዳ ፀገዴ ዝርከብ መዓርግ ሆስፒታል ኣብ ናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብ 3ይ ዙር ዕድጊት ናይ ፅሬት: ፅሕፈት :ናይ ኤለክትሪክ አቁሑት ፣ ህንፃ መሳርሒ : መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ክዳን ሰፋይት መኪና : ናይ ጀነሬተር ኣቅሑት: መድሓኒት ናይ ሕክምን ናዉቲን ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ማይ ፀብሪ መሳርሕታት ፅሕፈት :መሳርሕታት ህንፃ :አቁሑት ኤለክትሪክ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ዕጥቂ ስፖርት ሰፔር ፓርት ባህርዛፍን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ጥቅልል ስራሕቲ (Stater Rewinding Armature Rewinding)ብጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊ

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ንቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሕትመታት መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑት ፅሬት አቁሑት ህንፃ ደንቢ ክዳን ፃዕዳ ጣፍ አቁሑት ኤለክትሪክን ኤለክትሮኒክስን ዝዉገዱ ንብረት ንምሻጥን ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኤለክትሪክን ኤለክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

በአገር መከላኪያ ሚነስቴር የሰሜን ዕዝ ስር ለ4ኛ ሜ/ከ/ጦር ከዚህ በታች የተገለፁትን በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ዉቅሮ ን2010 በጀት ዓመት ንምምሃረ ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ : አቅሑት ኤሌክትሪክ : መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ኣብ 2010 ዓም በቲ ናይቲ ኮሌጅ መደበኛ በጀት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፡መሳርሒ ህንፃ ፡ ኣቅሑት ኣይቲ፡ መሳርሒ ፅህፈት: ኣቅሑት ዕጥቅታት ስፖርት :ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሳምረ ን 2010 በጀት ዓመት 2ይ ሰሚሰተር ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሃለቅትን :ቀወምትን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ