ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ Power House Wall Mounted ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቑሓ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ንፖሊስ ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤክትሪክ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ፡፡

ጥላሁን ይግዛዉ ቴክንክን ሞያን ኮሌጅ ን 2016 ዓም ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ መሳርሒ : አሌክትሪክን ኣቁሑት: አለክትሮኒክስ ኣቁሑት :ሐሸዋ ብሎከትን ጡብን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ላዕላወይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት ውፅኢት፣ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሪክ ኣቁሕትን ቁልፍታትን፣ ናይ ፅርየት ኣቈሕትን ኤለክትሮኒክስን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ሲዕቦም ዘለው ሮቛሕታት እትማልኡ ክትወዳደሩ ይፅውዕ፡፡

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ዉፅኢት ሕትመት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ቁልፊታትን : ኣቀሑት ፅሬትን ኤሌክትሮኒክስን ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2013 ዓም ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ፋዉንቴንን ናይ ኤሌክትሪን ቡንባን ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከትገዝእ ትደሊ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ ፍረወይኒ ፣ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ማለት ላፕቶፕ ኮምፒተር ፕሪንተር ስቴብላይዘር ዋየር ለስ ማዉዝ ድባይደር ተሓዛሊ ቦርሳ ላፕቶን ቻርቸር ናይ ላፕቶፕን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትዋዳደሩ ንዕድም።

ቤት ማዛጋጃ ከተማ ፍረወይኒ መስመር ፅርግያ ካልኦትን ናይ ኤሌክትሪክ ገመዳትን፣ ከም ኣንቡላንስ ፣ ቫላንስ ፣ ሲሰስ ሆልደር ፣ ይግናይተር በዓል 3ተ ተርሚናል ፣ኮንታተር በዓል 75 ዋት ፣ ፎቶ ሴል 15 ዋት ፣ ኤል ኢዲ ኣምፕል 100 ዋት ጆ ምስ መብርሃቲ ፓዉዛ ምስ ሙለእ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትዋዳደሩ ንዕድም።

ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ ገዛ ዉሽጢ ፅገና ብልሽት ንምፍታሕ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም