ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ወርክ ሾፕ ኣቕሓ ብሁፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣዕቢ ብናይ ሴፍትኔት ካፒታል በጀት ዝተረከበ ንዘፈር ቁጠባ ናይ ዕ/ሓ/ማይን እታወታት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ (SHOPP\NG) ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ንኻዕቲ ግልጋሎት ዝውዕል ዓይነት ንብረት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት ዓይነት ንብረት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ዞባ ሰሜን ምዕራብ ሽረ ቤት ህንፀት ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ትካልና ዝርካባ ከይዲ ስራሕቲ ንስራሕ መፈፀሚ ግልጋሎት ዝዉዕሉን ናዉቲ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ሃለቅቲ ናይ ህንፃ ናዉቲን ኣቅሑትን : ሓለቅቲ ናይ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን : ፅገና ሃለቅቲ : ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንብረታት : ሃለቅቲ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ከምእዉን ብናይ መደበኛ በጀት ዉሁሉን እቶትን ንምዕድጋ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ናዕዴር ብናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔት በጀት ኢንደሰተሪያል ማተሪያል ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንማይጨው ሕርሻ ኮለጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ መኪና ስፔር፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ፣ ናይ ሕክምና ናዉንትን መድሓንትን፣ ናይ ኣሕምልቲ ዘርኢን ፀረ-ባልዕን ብግልፂ ጨረታ ፣ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑት፣ ናይ ማይ ኣቁሑት፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ካብ ናይ FSRP በጀት ንዘፈር ቑጠባ ልምዓት ንፈልሲ ጣብያ ማሕበር ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽንን ከባብያዊ ማተርያልን ንምግዛእ ሰለ ዝደለና

ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት(ንህንፃ መሳሪሒ -መቅረብቲ) ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ።

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሐወልቲ ኣክሱም ን 2017 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሰርሒ: ኤሌክትሮኒክስ :ናይ ህንፃ መሳርሒ :መሳርሒ ሓፂን መፂን :ናይ ፅሬት ኣቅሑት :ናይ ጨረቃ መርቂ መሳርሒ: ናዉቲ አዉቶሞቲቨን : መለዋወጢ መኪናን : መለዋወጢ ሳይክል ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ