ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፈሳሲን ከተማ ኣፅቢ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕልን ቆፀርትን ካልኦት ንናይ መስመር ፅገና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲን ቼድፒኦ ትፖ መገጣጠሚን ኣቅሑት :መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ኢድን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፅሕፈት መሳረሒን ህንፃ ኣቁሑትን ብፕሮፎርማ ክወዳደር ስዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ አዕቢ ን2017 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ 1. ቆፅርቲ፣ካልኦት ንመስመር ፅገና ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ፍቲንግታት ንHDPE ትቦን መገጣጠምን 2. ፅሕፈት መሳርሒ 3. ኢድ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ቤት - ፅሕፈት ል/እ ምምር/ፋይናንስን ወሱ ሳዕሲዕ ናይ ዋሽ ንሴክተራት ግልጋሎት ውዕል ናይ እዳስትርያልን : ህንፃን መሳረሒ ፣ ስላፕ መሳረሒ ውፅኢት መዓድንን ናይ ቢሮ ኣቆሑትን ብፕሮፎርማ/shopping/ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ል/ ምምር/ፋይናንስን ወ/ሱ ሳዕሲዕ ናይ ሴፍትነት ንሴክተራት ግልጋሎት ውዕል ናይ ኮንስትራክሽን መሳሪሒ፡ ንህንፀት መስኖን መስተማይን ፣ ደርሆጨቃዊትን ምጥንቀለብን ውፅኢት መዓድን፣ ናይ ስነ ማዓዛ ብፕሮፎርማ/shopping/ኣሪክገዝእ ስለ ዝደለየ

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኣንግል ኣየረንን : ሽት ሜታል :ስኬር ፓይፕ: ቴፍሎን ሮድ :ኤሌክትሮድ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ከተማ ሸራሮ ምምሕዳር ጣብያ ሐየሎም ኣብ ጣብያና ፅሩይ ዝስተ ማይ ክዝርግሕ ስለዝተደለየ ነዚ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማይ ብንቦ ብናይ ገባሪ ሰናይ ልምዓት ፕሮጀክት ድጋፍ ማለት እዉን ናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምላሽ ፕሮጀክት ክልተ ወይ ድማ DRDIB2 በጀት ዝዕደግ ብከባቢያዊ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ካብ ናይ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ፕሮግራም PSAP5 በጀት ዝክፍል ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ገጠር ወረዳ ታሕታይ ኣደያቦ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ: ኣቀሑት ፅሬትን :መለዋወጢ ኣቅሑት ማይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓሕፈሮም ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ጋብዩን: ናይ እንስሳ መድሓኒት : ንእሱራት ቀለብ ዝዉዕል ብስኩት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ