ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም ብቁዕ ናይ መንግስቲ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእለት ዘለዎ/ዋ መደረታዊ ናይ መንግስቲ ምሕደራ ፍልጠት ዘለዎ/ዋ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ብኣካውንቲንግ፣ቢዝነስ ኢዱኬሽን ፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት ኮይኑ/ና ን1ይ ዲግር ወይ ብብርኪ V ዝተመረቐ 6 ዓመት ወይ 2ይ ዲግሪ 4 ዓመት ኣግባብነት ዘለዎ/ዋ ስራሕ ልምዲ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም ተደላይ ክእለትን ደረጃ ትምህርቲን ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኤም.ኣይ.ኤስ፣ ሶፍተዌር ኢንጅነሪንግ ተመሳሳይ ብ5+ ዓመት ወይ 4+ ዓመት ወይ ብ3+ ዓመት ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ ወይ ብብርኪ V ዝተመረቐ ኮይኑ ኣብ ብርኪ V ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ
ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ት/ቲ ደረጃን ስራሕ ልምዲን 1ይ ዲግሪ ብ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ ዘለዎ/ዋ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ 6+ ዓመት ስራሕ ተዛማዲ ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ   ዓይነት ትምህርቲ ብኣካውንቲንግ ፐርቸይዚንግ ማናጅመንት ቋሚ   ተደላይ ክእለት መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰረት ካብ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐት 4+ ዓመት ስራሕ በቲ ሙያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትገራይ ቐፂሉ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ብቋሚነት ክቅፃር ወይ ብዝውውር ከምድብ ስለዝደሊ ንውድድር ይዕድም። ተዳላይ ክእለት ብቑዕ ናይ ክትትልን ገምጋምን ክእለት ፍልጠትን ዘሎዎ ብስነ-ምግባሩ ምስጉን ዝኾነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒዩተር ክእለት ዘለዎ ብኢኮኖሚክስ፣ ብሕርሻ ኢኮኖሚክስ ብስታስቲክስ፣ ሪጅናል ፕላኒንግ፣ ብሶስዮሎጂ፣ ብማናጅመንት፣ ብጂኦግራፊ፣ ኢዱኬሽናል ፕላኒንግ፣ ኣግሪካልቸራል ኤክስቴሽን፣ ኣርባን ፕላኒግ፣ ፖለቲካል ሳይንስ፣ ኢንተርናሽናል ሪሌሽን፣ እፅዋት ሳይንስ፣ ልምዓት ዘራእቲ ካልኢት ዲቨሎፕመንት ስታዲስ ቀዳማይ ዲግሪ ብዝተጠቐሰ ሙያ 6 ዓመት ስራሕ ልመዲ ካልኣይ ዲግሪ ብዝተጠቐሰ ሙያ 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ኮይኑ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ንዘለውዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚ ክቖፅር ይደሊ። መሃያ ዘለዎም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስተ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ረቋሓታት ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይ”ደመ። ብማናጅመንት ፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐርቸዚንግ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ማናጅመንት 1ይ ዲግሪ ናይ 6 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ ወይም ብማናጅመንት ፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐርቸዚንግ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ማናጅመንት 2ይ ዲግሪ ናይ 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ ናይ ኮምፒተር ክእለት ሰርቲፊኬት ዘለዎ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ንዘለውዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚ ክቖፅር ይደሊ። መሃያ ዘለዎም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስተ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ረቋሓታት ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይ”ደመ።   4ይ ክፍሊን ልዕሊኡን ብርኪ ትምህርቲ ዝወደኣ/አት ናይ 4ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቃድን ናይ 2+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ንዘለውዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚ ክቖፅር ይደሊ። መሃያ ዘለዎም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስተ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ረቋሓታት ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይ”ደመ። ብኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ብፐብሊክ ፋይናንስ 1ይ /ባችለር/ ዲግሪን ብናይ ኦዲት ሞያ ናይ 10 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ ወይም ብኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ብፐብሊክ ፋይናንስ 2ይ /ማስተር/ ዲግሪን ብናይ ኦዲት ሞያ ናይ 8 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ ናይ ዝተገለፀ ልምዲ ስራሕ ፍርቂ ወይም 50% ብሓላፍነት ዝሰርሐ/ት ናይ ስነ-ምግባር ፀገም ዘይብሉ/ላ/ ከቕርብ ዝክእል
ተወሳኺ ኣንብብ

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
ኒው ሚለንየም ዩኒቭርስቲ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘሎ ዓይነት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ደረጃ ትምህርቲ 2ይ ዲግሪ ዘለዎ/ዋ ManGMENT INFORMATION SYSTEM INFORMATION SYSTEM SOFTWARE ENGINEERING COMPUTER SCIENCE ስራሕ ልምዲ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ይምረፅ ናይ ስራሕ ቦታ ዋና ካምፓስ መቐለ
ተወሳኺ ኣንብብ

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
ኒው ሚለንየም ዩኒቭርስቲ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘሎ ዓይነት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ።   ደረጃ ትምህርቲ ብላይብረሪ ሳይንስ ወይ ኣ.ይ.ቲ ዲፕሎማ ዝተመረቐ   ስራሕ ልምዲ 2 ዓመት ብላይብረሪ ዝሰርሐ   ብስኬል መሰረት 01   ናይ ስራሕ ቦታ ዋና ካምፓስ መቐለ       ላብ ኣቴንዳንት
ተወሳኺ ኣንብብ