ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ኣደዳየ ማክሮ ፋይናንስ ዝሰርሕ ሓደ መካየዲ/ት ስራሕ ካብ ደለይቲ ስራሕ ኣወዳዲሩ ከነዛውር፣ ክነዕብን ካብ ደገ ክንቆፅርን ንደሊ። በዚ መሰረት ክትቁፀሩ ትደልዩ/ያ ደለይቲ ስራሕ ከተመልክቱ/ታ ንዕድም። 5 ዓመት 1ይ ዲግሪ ብማናጅመንት፣ ኣተሓሕዛ ሒሳብ፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ባንክን ፋይናንስን ብኣተሓሕዛ ሒሳብ ብስራሕቲ ዕቋር ልቃሕን ልምዲ ስራሕ ዘለዎ ኣብ ዝተፈላለዩ ፋይናንስ ትካላት ዝሰርሐ/ት
ተወሳኺ ኣንብብ