በዓል ሞያ ፅገና ኣይ-ሲ-ቲ

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ
መብርሂ

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

ት/ቲ ደረጃን ስራሕ ልምዲን

  • 1ይ ዲግሪ ብ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ ዘለዎ/ዋ

  • መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ

  • 6+ ዓመት ስራሕ ተዛማዲ ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • ዋና ናይ ትኝህርቲ መረደኣእታን ስራሕ ልምዲ ምስ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ

  • ብቅዓት መረጋገፂ ሰርቲፌኪት ብምምርሒ ኣይቲ ሞያ መሰረት ይኸውን

  • ምልክታ ካብ 06/06/2006-12/06/2006 ዓ/ም ንተከታታሊ 6+ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ጥዕና ሳይንስ ኮሌጅ ደ/ር ተወልደ ኣብ ምዕባለ ሓይሊ ሰብ 

Share this Post:
ድሕሪት