ኣይቲ መምህር

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
መብርሂ

ኒው ሚለንየም ዩኒቭርስቲ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘሎ ዓይነት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ።

ደረጃ ትምህርቲ

2ይ ዲግሪ ዘለዎ/ዋ

ManGMENT INFORMATION SYSTEM

INFORMATION SYSTEM

SOFTWARE ENGINEERING

COMPUTER SCIENCE

ስራሕ ልምዲ

ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ይምረፅ

ናይ ስራሕ ቦታ

ዋና ካምፓስ መቐለ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ


ኣመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኹምንስራሕ ልምድኹምነ ሲቪን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብመሓዝ ኣብ መቐለ ዋና ካምፓስ ኒውሚልኒየም ዩኒቨርስቲ ኮሌጅ ፐርሶኔል ግልጋሎት ካብ 18/07/2006 ዓ/ም ክሳብ 26/07/2006 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኹም ከትመዝገቡ ትኸሉ ምዃንኩም ነተሓሳስብ።


 

Share this Post:
ድሕሪት