ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም።   ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም ብጅኦሎጂ ዝተመረቀ/ት/ ባችለርድ ዲግሪን ካብኡ ንላዕሊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ኮይኑ መደብ ብዝሓቶ 7 ዓመት ናይ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኣብ መፅናዕቲ ካርታ ጅኦሎጂ ዝሰርሐ/ት ጂይ.ኣይ.ኤስ ስልጠና ዝወሰደ ይምረፅ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም።   ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም ብጅኦሎጂ ዝተመረቀ/ት/ ባችለርድ ዲግሪን ካብኡ ንላዕሊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ኮይኑ መደብ ብዝሓቶ 7 ዓመት ናይ ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ መፅናዕቲ ካርታ ጅኦሎጂ ዝሰርሐ/ት ጂይ.ኣይ.ኤስ ስልጠና ዝወሰደ ይምረፅ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም። ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም ብጅኦሎጂ ዝተመረቀ/ት/ ባችለርድ ዲግሪን ካብኡ ንላዕሊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ኮይኑ መደብ ብዝሓቶ 7 ዓመት ናይ ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ ኣብ መፅናዕቲ ካርታ ጅኦሎጂ ዝሰርሐ/ት ጂይ.ኣይ.ኤስ ስልጠና ዝወሰደ ይምረፅ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም። ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም ብጅኦሎጂ ዝተመረቀ/ት/ ባችለርድ ዲግሪን ካብኡ ንላዕሊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ኮይኑ መደብ ብዝሓቶ 7 ዓመት ናይ ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ ኣብ መፅናዕቲ ካርታ ጅኦሎጂ ዝሰርሐ/ት ጂይ.ኣይ.ኤስ ስልጠና ዝወሰደ ይምረፅ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን
ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብፋይናንስ ምምሕዳር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። BA ዲግሪ ብኣካውንቲንግ ናይ ኮምፒተር ክእልትን ፒስችሪን ዘለዎ/ዋ ዋሕስ፡ ክቅርብ ዝኽእል መሃያ ብናይ ቤት ፅሕፈትና ስኬል መሰረት   ልምዲ ስርሕ ካብ 6 ዓመት ንላዕሊ ብፋይናስ ምምሕዳር ዝሰርሐ/ት ንክልተ ዓመት ወይ ልዕሊኡ ብሓላፍነት ዝሰርሐ/ት  
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን
ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ብሄራዊ ክልል መንግስቲ ትገራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዘውፅኦ ምልክታ ዝሐሸ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደሊ በዚ ክትዋደደሩ እትደልዩ ክማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ ከም ዝስዕብ ይኸውን ደረጃ ትምህርቲ ዲግሪ ተደላይ ክእለት ብኣካዊንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፐርቸትዚንግ፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ንባችለር ዲግሪ /ቐዳማይ/ ዲግሪ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 5 ዓመት ማስተር /2ይ / ዲግሪ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 3 ዓመት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ ይምረፅ    
ተወሳኺ ኣንብብ

ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ
ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ በዚ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቅፅር ስለዝደሊ በዚ መሰረት ዓይነት ትምህርቲ Electricity Electro mechanics    ደረጃ ትምህርቲ ኣድቫንስ ዲፕሎማ 2 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ል/ስራሕ ዘለዎ/ዋ 12+2 /10+2 4 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ል/ስራሕ ዘለዎ/ዋ 12+1 6 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ል/ስራሕ ዘለዎ/ዋ መብርሂ ብቅዓት ሞያ መረጋገቂ ዝሓለፈ/ት
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ   ብኣካውንቲንግ / ተመሳሳሊ ሙያ ቢድግር 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ /ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ ዲፕሎማ 6 ዓመት ስራሕ ልምዲ /ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ ብኣካውንቲንግ/ማናጅመንት ተመሳሳሊ ሙያ ዲፕሎማ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሰርቲፊኬት2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ብቅዓት መረጋገፂ /ሲ.ኦ.ሲ/ ዝሓለፈ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ   ኢኮኖሚክስ/ ሶሽዮሎጂ ኢኮኖሚክስ/ ሕርሻ ኢኮኖሚክስ/ስታስቲክስ/ርጅናል ፕላኒንግ/ማርኬቲንግ/ ተመሳሳሊ ሙያ   ቢ.ኤስ.ሲ ዲግሪ 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ ኤም.ኤስ.ሲ ዲግሪ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ 
ተወሳኺ ኣንብብ