ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም - ዝወፀሉ መዓልቲ: 2015-09-10 14:21:48 ሓሙስ ጳጉሜን 5, 2007 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
- መወዳእታ መዓልቲ:2015-09-15 ሰሉስ መስከረም 4, 2008 (ሓሊፉ)
- ብዝሒ 1
- ዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
- ቦታ: መቐለ TG 01710
- ብስራሕ መደብ: ፐርቼዝ-ፕሮኩሪመንት
- ብኣገልግሎት ዘመን: መኣካላይ ደረጃ
ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ተገሊፁ ዓይነት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ - ዝወፀሉ መዓልቲ: 2014-07-25 14:57:46 ዓርቢ ሓምለ 18, 2006 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
- መወዳእታ መዓልቲ:2014-08-01 ዓርቢ ሓምለ 25, 2006 (ሓሊፉ)
- ብዝሒ 1
- ዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
- ቦታ: መቐለ TG 01710
- ብስራሕ መደብ: ፐርቼዝ-ፕሮኩሪመንት
- ብኣገልግሎት ዘመን: ጀማሪ
ላዕ/ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኪኢላ ንብረት ምም/ር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ደረጃ ትምህርቲ ካብ ዝተፈለጠ ዩኒቨርስቲ ወይም ኮሌጅ ብ.ኤ 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብማተርያል ማናጅመንይት፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ማርኬቲንግ ማናጅመንት፣ ብማናጅመንት ዝተመረቐ/ት ስራል ልምዲ መሰረታዊ ናይ ንብረት ምምሕዳር ክእለት ፍልጠት ዘለዎ/ዋ፣ ክተሻባብር ዝክእል ብንብረት ኪኢላነት፣ ብዕደጋ ኪኢላነት፣ ብገንዘብ ተሓዚነት ዝሰርሐ/ት፣ 6+ ዓመትን ልምዲ ስራሕ ዘለዎ ሲ.ኦ.ሲ ዝምልክት ብምምርሒ መሰረት ይፍፀም።
ተወሳኺ ኣንብብ