ወናኒ ደ/ከ/ሰ/ውሽጢ ኦዲተር

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ንዘለውዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚ ክቖፅር ይደሊ። መሃያ ዘለዎም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስተ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ረቋሓታት ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይ”ደመ።

  • ብኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ብፐብሊክ ፋይናንስ 1ይ /ባችለር/ ዲግሪን ብናይ ኦዲት ሞያ ናይ 10 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ

ወይም

  • ብኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ብፐብሊክ ፋይናንስ 2ይ /ማስተር/ ዲግሪን ብናይ ኦዲት ሞያ ናይ 8 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ
  • ናይ ዝተገለፀ ልምዲ ስራሕ ፍርቂ ወይም 50% ብሓላፍነት ዝሰርሐ/ት
  • ናይ ስነ-ምግባር ፀገም ዘይብሉ/ላ/ ከቕርብ ዝክእል
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 29/05/2006-05/06/2006

መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቁፅሪ 03

መመለከቲ ዘለኩመ መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምልስ ኮፒ ናይ ፅሑፍ ማመልኸቻ ስራሕ

ፈተና ዝወሃበሊ ዕለት 07/06/2006 ዓ/ም ሰዓት 9፡00

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-440-0677-78 

Share this Post:
ድሕሪት