ኪኢላ ክትትልን ገምጋምን

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትገራይ ቐፂሉ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ብቋሚነት ክቅፃር ወይ ብዝውውር ከምድብ ስለዝደሊ ንውድድር ይዕድም።

ተዳላይ ክእለት

  • ብቑዕ ናይ ክትትልን ገምጋምን ክእለት ፍልጠትን ዘሎዎ ብስነ-ምግባሩ ምስጉን ዝኾነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒዩተር ክእለት ዘለዎ ብኢኮኖሚክስ፣ ብሕርሻ ኢኮኖሚክስ ብስታስቲክስ፣ ሪጅናል ፕላኒንግ፣ ብሶስዮሎጂ፣ ብማናጅመንት፣ ብጂኦግራፊ፣ ኢዱኬሽናል ፕላኒንግ፣ ኣግሪካልቸራል ኤክስቴሽን፣ ኣርባን ፕላኒግ፣ ፖለቲካል ሳይንስ፣ ኢንተርናሽናል ሪሌሽን፣ እፅዋት ሳይንስ፣ ልምዓት ዘራእቲ ካልኢት ዲቨሎፕመንት ስታዲስ

  • ቀዳማይ ዲግሪ ብዝተጠቐሰ ሙያ 6 ዓመት ስራሕ ልመዲ

  • ካልኣይ ዲግሪ ብዝተጠቐሰ ሙያ 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ኮይኑ

 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
  • ምዝገባ ዕላት ካብ 04/06/2006-12/06/2006 ዓ/ም

  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 14/06/2006 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ናይ ድሕሪ ቀትሪ

  • ተወዳደርቲ ዘለኩም መረዳእታ ትምህርቲ ይኹን ስራሕ ልምዲ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ3-09 ኣብ ስራሕ ጊዜ ክትምዝገቡ ትኸእሉ ምዃንኩም ነተሓሳስብ።


 

ምስ ሰላምታ

ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

Share this Post:
ድሕሪት