ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ስራሕቲ ልምዓት ደርሆ ንምጅማር ኣብ ምንቅስቃስ እንርከብ ኮይና ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክትቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ፌዴሬሽን ኩሉመዳያዊ ዕደጋ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማ
ትግራይ ኩ/ ዕደጋ ፌዴሬሽን ሓላ/ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ንዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ሰራሕተኛ አወደደሩ ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቐፂሉ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ክቖፅር ይደሊ:: ተደላይ ክእለት ቴክኒክ ሙያ ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን 10ተ2 ብሰቲ ዝተመረቐ ወይ ካልአይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ 9 ዓመት በቲ ሙያ ኣግባብ ዘሎዎ ስራሕ ልምዲ /coc/ ዝሐለፈ:: መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን 10ተ3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐ ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ 7 ዓመት በቲ ሙያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ /coc/ ዝሐለፈ:: መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ብብርኪ IV ዝተመረቐ ወይ ካብ ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋ/ወይን
ንዳእ ጋ /ወይን ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ዘድሊ መዐቀኒታት ክተማልኡ ትክእሉ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ትክእሉ :; ተደላይ ክእለትን ከማልኦ ዝግባእን :                  ብላብረርያን ሳይንስ ወይ ብተመሳሳሊ ሞያ ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ስራሕ ልምዲ : 3ተ ዓመት በቲ ሞያ ዘገልገለ  መብርሂ ሙሉእ ዋሕስ ከቐርብ ዝክእል ካብ ዝኮነ ይኩን ዓይነትገበን ነፃ ዝኮነ    
ተወሳኺ ኣንብብ

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
ኒዉ ሚለንየም ዩንቨርስቲ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ስራሕ ኣወዳሪሩ ክቆጽር ይደሊ ደረጃ ትምህረቲ ዲፕሎማ ብኣዉቶ ኢሌክትሪሻን ወይ ተመሳሳሊ ስራሕ ልምዲ እንተነአሰ 2 ዓመት ብፎቶ ኮፔርን ዲፕሊከኬትርን
ተወሳኺ ኣንብብ