በዓልሞያ ብኤሌክትሮኒክስ ዝተደረኸ ምምሕዳር ቴሓር

ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ
መብርሂ

ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም

ተደላይ ክእለትን ደረጃ ትምህርቲን

ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኤም.ኣይ.ኤስ፣ ሶፍተዌር ኢንጅነሪንግ ተመሳሳይ ብ5+ ዓመት ወይ 4+ ዓመት ወይ ብ3+ ዓመት ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ ወይ ብብርኪ V ዝተመረቐ ኮይኑ ኣብ ብርኪ V ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • CVን ናይ ስራሕ መሕተቲ መመልከቻ /Application Form/ብምሓዝ ክትምዝገቡ

  • ናይ ምዝገባ ቦታ ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትገራይ ደ/ከይዲ ስራሕ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 5

  • ናይ ምዝገባ እዋን ካብ 07/06/2006 ክሳብ 13/06/2006 ዓ/ም ሰዓት

  • መረጋገፂ ብቕዓት ከቕርብ ዝግበኣኩም ዘድሊ መረዳእታ ብኝሓዝ ክትምዝገቡ

  • ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናልን ምስ ዘይ ምልስ ፎቶ ኮፒ ይጠቅም እትብልዎ ደኩመንት ብምሓዝ ክትምዝገቡ ከም ዝከኣል ነተሓሳስብ

  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ካብ 14/06/2006 ዓ/ም ክወሃብ እዩ

Share this Post:
ድሕሪት