ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምም/ር ክልል ትግራይ ቀፂሉ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ተወሳኺ ኣንብብ

ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ን 3ይ ግዜ ዝወፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቀፂሉ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ንሐደሽቲ ተመረቅቲ ክምድብ ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቀፂሉ ናብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክምድብ ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቀፂሉ ናብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክምድብ ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ትግራይ ቐፂሉ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወደዲሩ ክቆፅር ወይ ብዝዉዉር ክምድብ ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ሲነር ኣካዉንቲንግ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ር/ምም/ር ክልል ትግራይ ቐፂሉ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብቑፃር ወይ ብዝዉዉር ክምድብ ይደሊ:: ተደላይ ክእለት ብኣካዉንቲንግ ዝትመረቀ/ት ቀዳማይ ድግሪ በቲ ዝተጠቀሰ ሙያ 7 ዓመት ልምዲ ስራሕን ናይ ኮምተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ካልኣይ ዲግሪ በቲ ዝተጠቀሰ ሙያ 5 ዓመት ልምዲ ስራሕን ናይ ኮምተር ክእለት ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቐፂሉ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ክቖፅር ይደሊ:: ተደላይ ክእለት ቴክኒክ ሙያ ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን 10ተ2 ብሰቲ ዝተመረቐ ወይ ካልአይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ 9 ዓመት በቲ ሙያ ኣግባብ ዘሎዎ ስራሕ ልምዲ /coc/ ዝሐለፈ:: መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን 10ተ3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐ ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ 7 ዓመት በቲ ሙያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ /coc/ ዝሐለፈ:: መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ብብርኪ IV ዝተመረቐ ወይ ካብ ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ንስራሕ ደለይቲ ዝወፁ ናይ ቁፃር ምልክታ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብቋሚነት ብተመሳሳሊ ክዛወርን ስለዝደሊ ንኽትወዳደሩ ይዕድም። ተደላይ ክእለት በኣካውንቲንግ፣ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፖሬቲቨ ኣካውንቲንግ ወይም ብተመሳሳሊ ሞያ ዝተመረቀ ድግሪ ሙያ 5 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ስራሕ ልመዲ   ስራሕ ልምዲ ብናይ ፋይናንስን ምም/ር ክእልትን ፍልጠትን ዘለዎ/ዋ መንግስታዊ ፋይናንስ ምም/ር ዝፈልጥን ናይ መንግስቲ ዕዳጋ ፍልጠት ዘለዎ ብስነ-ምግባር ምስጉን ዘኮነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትገራይ ቐፂሉ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ብቋሚነት ክቅፃር ወይ ብዝውውር ከምድብ ስለዝደሊ ንውድድር ይዕድም። ተዳላይ ክእለት ብቑዕ ናይ ክትትልን ገምጋምን ክእለት ፍልጠትን ዘሎዎ ብስነ-ምግባሩ ምስጉን ዝኾነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒዩተር ክእለት ዘለዎ ብኢኮኖሚክስ፣ ብሕርሻ ኢኮኖሚክስ ብስታስቲክስ፣ ሪጅናል ፕላኒንግ፣ ብሶስዮሎጂ፣ ብማናጅመንት፣ ብጂኦግራፊ፣ ኢዱኬሽናል ፕላኒንግ፣ ኣግሪካልቸራል ኤክስቴሽን፣ ኣርባን ፕላኒግ፣ ፖለቲካል ሳይንስ፣ ኢንተርናሽናል ሪሌሽን፣ እፅዋት ሳይንስ፣ ልምዓት ዘራእቲ ካልኢት ዲቨሎፕመንት ስታዲስ ቀዳማይ ዲግሪ ብዝተጠቐሰ ሙያ 6 ዓመት ስራሕ ልመዲ ካልኣይ ዲግሪ ብዝተጠቐሰ ሙያ 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ኮይኑ  
ተወሳኺ ኣንብብ