አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ
አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ስራሕ ደለይቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጠ  ረቀሒ እተማልኡ አድላይ መመዘኒ ብምሃብ ንክትምዝገቡ ንዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
                   ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ አብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዘሎ መደብ ስራሕ ብዝዉዉርን ብቁፃርን ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ::
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ  ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን ማእከል/ ኣክሱም   ተደላይ ኽእልት ብኣውቶሞቲቨ ዝተመረቐ/ት ብ1ይ ዲግሪ 9 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ብ2ይ ዲግሪ 7+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኖም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ደረጃ 4 ተመዚኑ ብቁዕ ዝኾነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኳኑ መረዳእታ ዘቅርብ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ
ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ትገራይ ንዘለዎ መደባት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ቱሪዝም ማናጅመንት፣ ቱሪዝም ማርኬቲንግ፣ ጆርናሊዝም፣ ቋንቋ ዝተመረቀ 5+ዓመት ንማስተር 3+ ዓመት በቲ ሙያ ዝሰርሐ  
ተወሳኺ ኣንብብ

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ
በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ትገራይ በዚ ትሕት ኢሉ ዝተሓበሩ ረቋሒ መሰረት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይዕድም ብኤ ዲግሪ ብኣካውንቲንግ ታክሲ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ፐፕሊክ ፋይናንስ፣ ቢዝነስ ማናጅመንት፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ 0ዓመት   
ተወሳኺ ኣንብብ

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ
በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ትገራይ በዚ ትሕት ኢሉ ዝተሓበሩ ረቋሒ መሰረት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይዕድም ብኤ /ኤም ኤ ዲግሪ ብኣካውንቲንግ፣ታክሲ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ፓብሊክ ፋይናንስ፣በማናጅመንት፣ ብኢኮኖሚክስ  4 ዓመት/2 ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ
ብርኪ ትምህርቲን ስራሕን ዲግሪ 2 ዓመት ማስተር 0 ዓመት ብሕጊ ዝተመረቀ /ት
ተወሳኺ ኣንብብ