ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
ላዕ/ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኪኢላ ንብረት ምም/ር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ደረጃ ትምህርቲ ብማናጅመንት፡ ኢኮኖሚክስ፡ ብስታስቲክስ ዝተመረቐ/ት ስራል ልምዲ 0 ዓመት ልምዲ ስራሕ ሲ.ኦ.ሲ ዝምልከቶም መረዳእታ ክቕርቡ ዝክእሉ ጥራሕ ይወዳደሩ
ተወሳኺ ኣንብብ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
ላዕ/ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኪኢላ ንብረት ምም/ር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ደረጃ ትምህርቲ ካብ ዝተፈለጠ ዩኒቨርስቲ ወይም ኮሌጅ ብ.ኤ 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብማተርያል ማናጅመንይት፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ማርኬቲንግ ማናጅመንት፣ ብማናጅመንት ዝተመረቐ/ት ስራል ልምዲ መሰረታዊ ናይ ንብረት ምምሕዳር ክእለት ፍልጠት ዘለዎ/ዋ፣ ክተሻባብር ዝክእል ብንብረት ኪኢላነት፣ ብዕደጋ ኪኢላነት፣ ብገንዘብ ተሓዚነት ዝሰርሐ/ት፣ 6+ ዓመትን ልምዲ ስራሕ ዘለዎ ሲ.ኦ.ሲ ዝምልክት ብምምርሒ መሰረት ይፍፀም።
ተወሳኺ ኣንብብ

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
ኒዉ ሚለንየም ዩንቨርስቲ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ስራሕ ኣወዳሪሩ ክቆጽር ይደሊ ደረጃ ትምህረቲ ዲፕሎማ ብኣዉቶ ኢሌክትሪሻን ወይ ተመሳሳሊ ስራሕ ልምዲ እንተነአሰ 2 ዓመት ብፎቶ ኮፔርን ዲፕሊከኬትርን
ተወሳኺ ኣንብብ

ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ
ቤት  ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ ነዚ ዝስዕብ መደብ ስራሕ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብዝዉውር ወይ ብቁፃር ክቆፅር ስለዝደለየ ኣብታሕቲ ዘሎ ዝተማልኡ ተወዳደርቲ ክትምዝገቡ ከምትክእሉ እናገለጽና  ዝርዝሩ ድማ ከምዝስዕብ  ይከዉን ብማናጅመንት ብቆንቆ ብጆርናሊዝም ብሶሶሎጂ ሕጊ ወይ ድማ ተመሳሳሊ ዲፕሎማ ኮይኑ coc ፈተና ዝሐለፈ/ት 10ተ2 አግባብ ዘለዎ 9ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዲፕሎማ 7ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሐቶ መሰረት ሞያ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ /ት ወይ 4 ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ 5ተ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ
ተወሳኺ ኣንብብ

ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ
ማልኸል ሓወለቲ ስማእታት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣበ ዝተገለፀ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ናይ ደገ ተወዳደርቲ ኣወዳዲሩ ሰራሕተኛ ክቆፅር ይደሊ።  ብርክን ዓይነት ትምህርቲ ብቪድዮን ፎቶን ካሜራን ሰርቲፊኬት ልዕሊኡን ዝተመረቀ ተደላይ ክእልት ድሕሪ ምረቃ እንተነኣሰ በቲ ሞያ ዓመት ልዕሊኡን ኣግባበ ስራሕ ልምዲ ፖሊሲን ስትራተጂ መንግስቲ ዝርዳእ ንኹሎም ስነ-ምግባር ተገዛኢ ዝኮነ/ዝኮነት ብጉጅለ ስራሕ ዝኣምን ናይ ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም አብ ዘለዎ ክፍቲ ቦታ አወዳዲሩ ብኮንትራት ክቆፅር ስለዝደሊ ንሕድሕድ አብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቆሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም:: ብሐመድ ምርምር/ ኮንስትራክሽን ቴክኖሎጂ /ናይ ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ወይ ሲቪል IVናይ 7 ዓመት ልምዲስራሕ ዘለዎ/ዋ ወይ ብሐመድ ምርምር/ ኮንስትራክሽን ቴክኖሎጂ /ናይ 10+3 ወይ ሲቪልIII ወይ ናይ ኮሌጅ ዲፕሎማ ናይ 9 ዓመት ልምዲስራሕ ዘለዎ/ዋ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ
ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትገራይ ካብዚ ብታሕቲ ብዝተዘርዘሩ ሞያታት ሰራሐተኛታት ኣወዳዲሩ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ኮሌጅና ብቀዋሚነት ኣወዳዲሩ ከዕቢ ስለዝደሊ ክተወዳደሩ እትደልዩ ሰራሕ ደለይቲ በቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝቀረበ ዝርዝር መረዳእታ ንክትምዝገቡ ይዕድም። ፅሑፋት ምድልው ስልጠና ምሃብን ዝክእል ብስነ-ምግባሩ ኣርኣያ ዝኮነን ንለውጢ ዝተቐረበ ኮይኑ ብማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፐብሊክ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ፣ ሶሾሎጂነ ሕግብ ካልኦት ተመሳሰልትን መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ክባ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ ስራሕ ልምዲ 14 ዓመት መደብ ስረሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ 4ይ ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ
ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትገራይ ካብዚ ብታሕቲ ብዝተዘርዘሩ ሞያታት ሰራሐተኛታት ኣወዳዲሩ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ኮሌጅና ብቀዋሚነት ኣወዳዲሩ ከዕቢ ስለዝደሊ ክተወዳደሩ እትደልዩ ሰራሕ ደለይቲ በቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝቀረበ ዝርዝር መረዳእታ ንክትምዝገቡ ይዕድም። ናይ ምትላም ምትሕብባርን ክእለትን ፍልጠትን፣ ብቑዕ ናይ ኮሚኒኬሽን ክእልት፣ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእልት፣ ኣዋጃት ደንብታትን መምርሒ፣ ስልጠና ምሃብን ፣ ብስነ-ምግባር መርኣያ ዝከነል ንለውጢ ድልዊ ዝኮነ ቐዳማይ ዲግሪ ብማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ ፐፕሊክ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ኣመራርሓ ሓይሊሰብን ዝተመረቐን 7+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ። ብዶክትሬት ዲግሪ ዝመረቀ 3+ ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ

ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ
ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝተገለፀ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ናይ ደገ ተወዳረርቲ አወዳዲሩ ሰራሕተኛ ክቆፅር ይደሊ ቀዳማይ ድግሪ ወይ ዲፕሎማ ቪዲዩን ኣድዮ ግራፊክ ማለት ሚድያ ማናጅመንት ድሕሪ ዲግሪ 2 ዓመት ንዲፕሎማ ዓመት በቲ ሞያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ፖሊስን ስትራተጂ መንግስቲ ዝርዳእ ንኹሎም ስነ ምግባራት ተገዛኢ ዝኾነ ዝኾነት ብጉጁለ ስራሕ ዝኣምን ምን ናይ ኮምፒዩተር ክእለት ዘለዋ ዎ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ክ/ከተማ ቐዳማይ ወያነ
ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ ንቤት ፅሕፈት ሲቪል ሰርቪሰ ንጣብያታት ስራሕ መካየዲ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለው ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ብናይ ደገ ዝውውር ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደልይ እዚ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቋሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም።   ተደላይ ክእለት ማናጅመንት፣ ኢኮኞሚክስ ፣ ፖለቲካል ሳይንስ፣ ሶሻል ሳይንስ/ ብዘይ ቋንቋ ምሩቋት/፣ ኣመራርሓ ንሰናይ ምም/ርን ፌዴራሊዝም፣ ሕጊ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ 1ይ ዲግሪ 5 ዓመት      
ተወሳኺ ኣንብብ