ኪኢላ ንብረት ምምሕዳር

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
መብርሂ

ላዕ/ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኪኢላ ንብረት ምም/ር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ።

ደረጃ ትምህርቲ

ካብ ዝተፈለጠ ዩኒቨርስቲ ወይም ኮሌጅ ብ.ኤ 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብማተርያል ማናጅመንይት፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ማርኬቲንግ ማናጅመንት፣ ብማናጅመንት ዝተመረቐ/ት

ስራል ልምዲ

መሰረታዊ ናይ ንብረት ምምሕዳር ክእለት ፍልጠት ዘለዎ/ዋ፣ ክተሻባብር ዝክእል ብንብረት ኪኢላነት፣ ብዕደጋ ኪኢላነት፣ ብገንዘብ ተሓዚነት ዝሰርሐ/ት፣ 6+ ዓመትን ልምዲ ስራሕ ዘለዎ ሲ.ኦ.ሲ ዝምልክት ብምምርሒ መሰረት ይፍፀም።

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ነዚ ረቋሒ ተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 16/11/2006 ዓ/ም ክሳብ 22/11/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብ ላ/ቤት/ክ/ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 22 እናመፃእኹም ንኽትምዝገቡ ንሕብር።

Share this Post:
ድሕሪት