ኪኢላ ክትትልን ደገፍን
ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ ንቤት ፅሕፈት ደኣንት ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ኣብ ዘለዉ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ብዝዉዉር ወይ ቁፃር ቅድም ሰዓብ ብምሕላዉ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደልይ እዚ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቁሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ ስራሕ መካየዲ ጣብያ ሃረያ
ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ ንቤት ፅሕፈት ሲቪል ሰርቪሰ ንጣብያታት ስራሕ መካየዲ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለው ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ብናይ ደገ ዝውውር ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደልይ እዚ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቋሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም። ተደላይ ክእለት ማናጅመንት፣ ኢኮኞሚክስ ፣ ፖለቲካል ሳይንስ፣ ሶሻል ሳይንስ/ ብዘይ ቋንቋ ምሩቋት/፣ ኣመራርሓ ንሰናይ ምም/ርን ፌዴራሊዝም፣ ሕጊ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ 1ይ ዲግሪ 5 ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ ገንዘብ ተሓዚ/ት
ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ሲቪል ሰርቪስ ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖር ስለዝደሊ እዚ ዝተቐመጠ ረቋሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም። ተደላይ ክእለት 1. በዚ መስመር ሞያ 12 ክፍሊ ዝወደአ ወይ ብሓዱሽ ፖሊሲ 10ይ ክፍሊ ዝወደአ 2. ካብ ቴ/ሙያን 10+1 ወይ 1ይ ዓመት ኮሌጅን ሲ.ኦ.ሲ ዝሓለፈ/ት 3. ካብ ቴ/ሙያን 10+2 ወይ 2ይ ዓመት ኮሌጅን ሲ.ኦ.ሲ ዝሓለፈ/ት 4. ካብ ቴ/ሙያን 10+3 ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅን ሲ.ኦ.ሲ ዝሓለፈ/ት 5. ላዕለዋይ ዲፕሎማ ወይም 4 ዓመት ኮሌጅን
ተወሳኺ ኣንብብ ባዓል ሞያ ማሕበረሰብ ዉዳበታት ምዕባይ ዓቅሚን ድሕንነትን
ን 3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ አብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቪስ ንቤት ፅሕፈት ን ኢንዱስትን አብ በጅት ዓመት 2006 ዓ/ም አብ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለይ እዚ ዝተቀመጠ መመዘኒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ብዚ ምልክታ ይዕድም ተደላይ ክእለት ማነጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲስተም/MIS/! ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ/IT/ !ኮምፒተቸ ሳይንስ ፍልጠት ፖሊስን ስትራተጅን መንግስቲ ዘለዎ ዋ ፅቡቅ ስነምግባር ዘለዎ ዋ አግባብ ዘለዎ ልምዲ ን 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ን 1ይ ዲግሪ 5 ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ መተ /ምልዓዓልን ምዉዳብን ዓቅሚ ምዕባይ ስራሕቲ
ብማነጅመንት ኣግሪካልቸእራል ኢኮኖሚክስ ሳሾሎጂ ተወሳኪ ሞያ መሰረታዊ ኮምፒተር ክእለትን ስርዓተ ፆታን ፖሊስን ስትራጂ ግንዛበን ዘለዎን አብምልዓዓልን ምዉዳብን ልምዲ ዘለዎ አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ን 2ይ ዲግሪ 5ተ ዓመት ን 1ይዲግሪ 7ተ ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ መተ /ምልዓዓልን ምዉዳብን ዓቅሚ ምዕባይ ስራሕቲ
ብማነጅመንት ኣግሪካልቸእራል ኢኮኖሚክስ ሳሾሎጂ ተወሳኪ ሞያ መሰረታዊ ኮምፒተር ክእለትን ስርዓተ ፆታን ፖሊስን ስትራጂ ግንዛበን ዘለዎን አብምልዓዓልን ምዉዳብን ልምዲ ዘለዎ አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ን 2ይ ዲግሪ 5ተ ዓመት ን 1ይዲግሪ 7ተ ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ ዳታ ኣድሚኒስትራተር
ማነጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲስተም/MIS/- ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ/IT/ -ኮምፒተቸ ሳይንስ ፍልጠት ፖሊስን ስትራተጅን መንግስቲ ዘለዎ ዋ ፅቡቅ ስነምግባር ዘለዎ /ዋ ን 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ን 1ይ ዲግሪ 5 ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ ባዓል ሞያ ማሕበረሰብ ዉዳበታት ምዕባይ ዓቅሚን ድሕንነትን
ማነጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲስተም/MIS/- ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ/IT/ -ኮምፒተቸ ሳይንስ ፍልጠት ፖሊስን ስትራተጅን መንግስቲ ዘለዎ ዋ ፅቡቅ ስነምግባር ዘለዎ/ዋ ን 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ን 1ይ ዲግሪ 5 ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ