ኪኢላ ጥቕማ ጥቕሚን ትልምን ምውፋርን ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ
መብርሂ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትገራይ ካብዚ ብታሕቲ ብዝተዘርዘሩ ሞያታት ሰራሐተኛታት ኣወዳዲሩ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ኮሌጅና ብቀዋሚነት ኣወዳዲሩ ከዕቢ ስለዝደሊ ክተወዳደሩ እትደልዩ ሰራሕ ደለይቲ በቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝቀረበ ዝርዝር መረዳእታ ንክትምዝገቡ ይዕድም።

ፅሑፋት ምድልው ስልጠና ምሃብን ዝክእል ብስነ-ምግባሩ ኣርኣያ ዝኮነን ንለውጢ ዝተቐረበ ኮይኑ ብማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፐብሊክ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ፣ ሶሾሎጂነ ሕግብ ካልኦት ተመሳሰልትን

  1. መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ክባ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ ስራሕ ልምዲ 14 ዓመት

  2. መደብ ስረሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ

4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ ስራሕ ልምዲ 12 ዓመት

  1. መደብ ሰራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ቀዳማይ ዲግሪ ዝተመረቀ ስራሕ ልመዲ 6 ዓመት

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መብርሂ

ብመምርሒ መሰረት ሲ.ኦ.ሲ ዝሓትት ተኮይኑ ክቅርብ ኣለዎ

ብዝውውር መሃያ በቲ ዝጠቀሰ ዘሎ ክቅዕእ ዝደለየ/ት ሲ.ኦ. ኣይሕተትን


በቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 19/10/2006 ክሳብ 25/10/2006 ዓ/ም ኣበ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቑፅሪ 8 እናመፃእኹም ክትምዝገቡ እባተሓሳሰብና ዕለት 26/10/2006 ዓ/ም 4፡30 ምልመላ እንትኮን ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ድማ ዕለት 27/10/2006 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ምኸኑ ነፍልጥ

Share this Post:
ድሕሪት