ወናኒ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ልምዓት ሓይሊ ሰብ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ
መብርሂ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትገራይ ካብዚ ብታሕቲ ብዝተዘርዘሩ ሞያታት ሰራሐተኛታት ኣወዳዲሩ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ኮሌጅና ብቀዋሚነት ኣወዳዲሩ ከዕቢ ስለዝደሊ ክተወዳደሩ እትደልዩ ሰራሕ ደለይቲ በቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝቀረበ ዝርዝር መረዳእታ ንክትምዝገቡ ይዕድም።

 ምትላም ምትሕብባርን ክእለትን ፍልጠትን፣ ብቑዕ ናይ ኮሚኒኬሽን ክእልት፣ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእልት፣ ኣዋጃት ደንብታትን መምርሒ፣ ስልጠና ምሃብን ፣ ብስነ-ምግባር መርኣያ ዝከነል ንለውጢ ድልዊ ዝኮነ

ቐዳማይ ዲግሪ ብማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ ፐፕሊክ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ኣመራርሓ ሓይሊሰብን ዝተመረቐን 7+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ።

ብዶክትሬት ዲግሪ ዝመረቀ 3+ ዓመት

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መብርሂ

ፃታ ኣይፈልን

ደቂ ኣንስትዮ ጉድኣት ኣካልን ብናይ ሲቪል ሰርቪሰ መምርሒ መሰረት ይብረታትዒ

በቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 19/10/2006 ክሳብ 25/10/2006 ዓ/ም ኣበ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቑፅሪ 8 እናመፃእኹም ክትምዝገቡ እባተሓሳሰብና ዕለት 26/10/2006 ዓ/ም 4፡30 ምልመላ እንትኮን ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ድማ ዕለት 27/10/2006 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ምኸኑ ነፍልጥ

Share this Post:
ድሕሪት