ባዓል ሞያ ኣድዩ ቪዝዋል

ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ
መብርሂ

ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝተገለፀ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ናይ ደገ ተወዳረርቲ አወዳዲሩ ሰራሕተኛ ክቆፅር ይደሊ

ቀዳማይ ድግሪ ወይ ዲፕሎማ ቪዲዩን ኣድዮ ግራፊክ ማለት ሚድያ ማናጅመንት

ድሕሪ ዲግሪ 2 ዓመት ንዲፕሎማ ዓመት በቲ ሞያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ

  • ፖሊስን ስትራተጂ መንግስቲ ዝርዳእ

  • ንኹሎም ስነ ምግባራት ተገዛኢ ዝኾነ ዝኾነት

  • ብጉጁለ ስራሕ ዝኣምን ምን

  • ናይ ኮምፒዩተር ክእለት ዘለዋ ዎ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
  • መረዳእታ ትምህርቲ ልምዲ ስራሕን ምስ ዋንኡ ዝተገናዘበ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ

  • ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 17 /10 /2006 ዓ/ም ክሳብ 24 /10 /2006 ዓ/ም ቀዳም ፍርቂ መዓልቲ ምዝገባ አሎ

  • ፈተና ዝዋሃበሉ እዋን ኮይኑ ፈተና 100% ይታሐዝ

  • ፈተና ትሕቲ 50 % ዘምፀአ ተወዳዳሪ ኣይሐልፍን

  • ብቅዓተ መለጋገፂ ሰርትፊኬት (COC ) ምቅራበ ናይ ግድን ይኸዉን

  • ኣወንታዊ መበራታትዒ ብመምርሒ ሲቪል ሰርቪስ ይፍፀም

  • ንኹሎም ስራሕ መደባት መቐለ ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት

Share this Post:
ድሕሪት