ላብራቶሪ ቴክኒሻል

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም አብ ዘለዎ ክፍቲ ቦታ አወዳዲሩ ብኮንትራት ክቆፅር ስለዝደሊ ንሕድሕድ አብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቆሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

  • ብሐመድ ምርምር/ ኮንስትራክሽን ቴክኖሎጂ /ናይ ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ወይ ሲቪል IVናይ 7 ዓመት ልምዲስራሕ ዘለዎ/ዋ

ወይ

  • ብሐመድ ምርምር/ ኮንስትራክሽን ቴክኖሎጂ /ናይ 10+3 ወይ ሲቪልIII ወይ ናይ ኮሌጅ ዲፕሎማ ናይ 9 ዓመት ልምዲስራሕ ዘለዎ/ዋ

 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሐሳሰቢ

  • መመዝገቢ ካብ ዕለት 23/10/06 ዓ/ም እስካብ 27/10/06 ዓ/ም

  • መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቑፅሪ 03

  • ፈተና ዝውሃበሉ ዕለት 1/11/06 ዓ/ም ሰዓት 9:00

  • መመልከትቲ ዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ዘየምለስ ኮፒን ናይ ፅሑፍ ማመልከቻ (ናይ ስራሕ መሕተቲ ቅጥዒ ብምምላእ) ሒዝኩም ክትቀርቡ ይግባእ

  • ንተወሳኪ ሓበሬታ ቁፅሪ ስልኪ : 034 -440- 66 -77- 78 Extension(228) ቁፅሪ ፋክስ 034 - 441-96 -3

Share this Post:
ድሕሪት