ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ አጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ:: ደረጃ ት/ቲ ስራሕ ልምዲን     .ንብርኪ III ወይ IV ኮይኑ/ና ስራሕ ልምዲ 2 ዓመት ሴክሬተርያል ሳይንስ ኦፊሰር  ተደላይ ኽእለት AOST ፀሓፍቲ /ሰክሬተርያል/ ዝተመረቐት ፀሓፊት ሰክሬተርያል ዝተመረቐት ብፀሓፈነት ዝሰርሐ/ት ስነ-ምግባራሩ ሕልዉ ዝኾት/ነ ብምዝና ምርግገፅ ብቕዓትን ሞያ ዝሓለፈት/ፈ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ አጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ:: ደረጃ ት/ቲ ስራሕ ልምዲን     ንብርኪ III ወይ IV ኮይኑ/ና ብምም/ ር ኦፊስን ፅሕፈትን ዝተመረቐት/ቐ ስራሕ ልምዲ 4 ዓመት ተደላይ ኽእለት AOST ፀሓፍቲ /ሰክሬተርያል/ ዝተመረቐት ፀሓፊት ሰክሬተርያል ዝተመረቐት ብፀሓፈነት ዝሰርሐ/ት ስነ-ምግባራሩ ሕልዉ ዝኾት/ነ ብምዝና ምርግገፅ ብቕዓትን ሞያ ዝሓለፈት/ፈ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ
                 ቤት ምኽሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ                  ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ   ቤት ምኽሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ እዚ ዝስዕብ ረቑሓ ዘማልእ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ   ናይ ትምህርቲ ደረጃ      ብኮምፒተር ሳይንስ ወይም 10+ 3 ብIT(ኢፎርሜሽን ቴክኖሎጂ) ክእለት ዘለዎዋ ተደላይ ክእለት       ዲፕሎማ   2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዝሰረሐት
ተወሳኺ ኣንብብ

ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/
ናይ ስራሕ ምልክታ ቤት ፅሕፈት ህወሐት ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ረቆሓ እተማልኡ ተወዳደረቲ አባል ዉድብ ወይ ድማ ደጋፊ ዝኾንኩም ክትምዝገቡ ንዕድም::   ደረጃ ት/ቲ      ብድግሪ ብአካዉንቲንግ ዕድመ            -    18-35 ፆታ         -        አይፈልን ስራሕ ልምዲ     -  ንልዕሊ 2ተ ዓመት በቲ ስራሕ ዝሰርሐ ዝሰርሐት
ተወሳኺ ኣንብብ

ትራንስ ኢትዮጽያ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
          Trans Ethiopia PLC    ትራንስ ኢትይያ ሓላፊነቱ የተወሰነ የግል ማህበር ክፍት የስራ ቦታ ማሰታወያ ትራንስ ኢትዩßያ ከዚህ በታች የተጠቀሰዉ ክፍት የስራ መደብ ሰራተኞች ወዳድሮ መቅጠር ይፈልጋል 
ተወሳኺ ኣንብብ

ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ
ንኻልኣይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ  መቐለ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ:: ስ /መደብ               አሰልጣኒ ተደላይ ክእለት          Hotel management food preparation ዝተመረቐ/ቐት ደረጃ 4ተ /ደረጃ 3ተ / ዝወደአ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ
ንኻልኣይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ  መቐለ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ:: ስ /መደብ                አሰልጣኒ ተደላይ ክእለት               ብኣክዉቲንግ ማርኬቲንግ ፐርቸዚንግ ደረጃ 4ተ /ደረጃ 3ተ/ ዝወደአ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ
ንኻልኣይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ  መቐለ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ:: ስ /መደብ                አሰልጣኒ ተደላይ ክእለት               ብኣክዉቲንግ ማርኬቲንግ ፐርቸዚንግ ደረጃ 4ተ /ደረጃ 3ተ/ ዝወደአ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኮሌጅ ቴክኖሎጂ ማይ ኦፕን
ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ኦፕን ናይ ማይ ቴክኖሎጂ ኮሌጅ ካብዚ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ተደላይ ደረጃ ትምህርቲ                      ዲፕሎማ ብኣካዉንቲንግ ተወሳኪ ናይ ኮምፒተር ክእለት እንተሃለዋ ይምረፅ ስራሕ ልምዲ                              ሐደ ዓመትን ልዕሊኡን ፆታ                                              አንስተይቲ
ተወሳኺ ኣንብብ

ደስታ ቪድዩግራፍን ሕትመትን ቴክኖሎጂ ኮሌጅ
ማስታወቂያ ንደለይቲ ስራሕ ደስታ ቪድዩግራፍን ሕትመትን ቴክኖሎጂ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ሙያን ክእለትን ዘለዎ መምህር አወዳዲሩ ቀዋምነት ክቖፅር ይደለይ:: ደረጃ ትምህርቲ TVET ብርኪ IV ን ወይ ድማ 1ይ ዲግሪ ብቪድዩግራፈ /ፎቶግራፈን ተመሳሳሊ ሙያን ልምዲ ስራሕ           ሐደ ዓመት ፍሉይ ኩነታት             ምዘና ብቅዓት ሙያ (COC) ዝሐለፈ ብስምምዕነት ፆታ ኣይፈልን
ተወሳኺ ኣንብብ