ሓበሬታ ማእኸል
ቤት ምኽሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ እዚ ዝስዕብ ረቑሓ ዘማልእ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ናይ ትምህርቲ ደረጃ ብኮምፒተር ሳይንስ ወይም 10+ 3 ብIT(ኢፎርሜሽን ቴክኖሎጂ) ክእለት ዘለዎዋ ተደላይ ክእለት ዲፕሎማ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዝሰረሐት
ተወሳኺ ኣንብብ ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊስ
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ቢሮ ስራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ይደሊ:: ዓይነት ትምህርቲ : ብሴክሪታሪያል ሳይንስ ኦፊስ ማናጅመንት " ብኮምፒተር ሳይንስ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ ተደላይ ክእለት : መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ስራሕ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10ተ3 ብዲፕሎማ ዝተመለቐ/ት ወይ ብብርኪ III 2 ዓመት ኣግባብ ዘለዎዋ ስራሕ ልምዲ
ተወሳኺ ኣንብብ ፀሓፊትን ኦፊስ ምም/ርን
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋምነት ክቆፅር ወይ ኣብ ተመሳሳሊ ብርኪን መሃያን ዘለኩም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስትን ብዝዉዉር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ኣብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቆሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም:: ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት ብሴክሬታልሪያል ሳይንስን ምም/ር ቢሮን " ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲንተም " ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጅን ናይ 10ተ2 /ሰርቲፍኬት/ ወይ ለቭል II ናይ 4 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎዋ ወይ ብቅዓት መመዘኒ ዝሐለፈት:: ወይ - ብሴክሬታልሪያል ሳይንስን ምምር ቢሮን "ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲስተም" ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂን ናይ 10ተ3 ወይ ለቨል III (ዲፕሎማ) ናይ 2 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ COC ወይ ብቅዓት
ተወሳኺ ኣንብብ ኪኢላ ዌብሳይት ኣድሚኒስትሬተር
ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብውሽጢ ዕንየት፣ ውሽጢ ዝውውር፣ ብደገ ዝውውርን ብቑፃርን ብቐዋሚነት ኣወዳዲሩ ብቀደም ሰዓብ ክቖፅር ስለዝደሉ ንስራሕ ደለይቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም። መደብ ስራሕ ብዝሓተ መስመር ሙያ ቐዳማይ ዲግሪ ልዕሊኡን ዝተመረቐ ዌብ ሳይት ዲዛይን ናይ ምግባርን ምምሕያሽ ክእልት ተሞክሮ ዘለዎ 7+ ዓመት በቲ ሞያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ማስተርስ ዲግሪ ልዕሊኡን ዝተመረቐ/ት ዌብ ሳይት ዲዛይን ናይ ምግባርን ምምሕያሽ ክእልት ተሞክሮ ዘለዎ 5+ ዓመት በቲ ሞያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
ተወሳኺ ኣንብብ በዓል ሞያ ፅገናን ናውንቲ ቲሓር
ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ቢሮሲቪልሰ ርቪስ ኣብ ደጋፊ ከ/ስራሕ ኣይሲቲ ዝርከብ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብናይ ተሓሳቢ ቁፃር ኣወዳዲሩ ክምድብ ይደሊ ብመሰረት እዚ ብርኪ ተሓሳቢ ተደላይ ክእልት ብርኪ ትምህርቲ ቢ.ኢ.ሲ ዲግሪ ዓይነት ት/ተ ኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን፣ ኤሌክትሪካል ኢንጅነሪንግ፣ ኮምፒተር ሳይንስ ኢንጅነሪንግ ፣ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ፣ ኮሚኒኪሽን ኤሌክትሮኒክስ ኢንጂነሪንግ ልምዲ ስራሕ ቀዳማይ ዲግሪ 0 ዓመት ነቲ መደብ ስራሕ ብተወሳኪ ዝድለ 1.ፍልጠት ኣብ ፖሊስን ስተራቴጅን ኣይ.ሲ.ቲ ፍልጠት በቲ ሞያ ዘለዎ ክልስ ፅንስ ሓሳብ ትርጉም ሕግታትን ኣሰራርሓታትን ዝለዓለ ፍልጠት፡ 2.ክእለት ምስፍሕፋሕ መሰረት ልምዓት፡ ምምሕዳር መሰረተ ልመዓት፣ ስራሕቲ ኔትዎርክ ኮንፍጊሬሽን፣ team spritዘለዎን
ተወሳኺ ኣንብብ ባዓል ሞያ ማሕበረሰብ ዉዳበታት ምዕባይ ዓቅሚን ድሕንነትን
ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ክ/ከተማ ቐዳማይ ወያነ ን 3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ አብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቪስ ንቤት ፅሕፈት ን ኢንዱስትን አብ በጅት ዓመት 2006 ዓ/ም አብ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለይ እዚ ዝተቀመጠ መመዘኒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ብዚ ምልክታ ይዕድም ተደላይ ክእለት ማነጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲስተም/MIS/! ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ/IT/ !ኮምፒተቸ ሳይንስ ፍልጠት ፖሊስን ስትራተጅን መንግስቲ ዘለዎ ዋ ፅቡቅ ስነምግባር ዘለዎ ዋ አግባብ ዘለዎ ልምዲ ን 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ን 1ይ ዲግሪ 5 ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት መርበብ ሓበሬታ ምምሕዳር
ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ አብ ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ዘሎ ክፍቲ ናይ ስርሕ መደብ ኪኢላ አወዳዳሩ ክቁፅር ስለዝደለየ ነዚ ሮቃሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም ተደላይ ክእለት BA ብኮምፒተር ሳይንስ "ኮምፒተር አፕሊኬሽን "ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ " ኤሌክትሪካል ኢንጂነሪንግ "ብኮምፒተር ሳይንስ ኢንጂነሪንግ ኮምኒኬሽን ኤሌክትሮኒክስ ኢንጂነሪንግ አብ ፖሊስን ስትራተጅን ኣይስቲ ፍልጠት ዘለዎ Team spirit እቲ ሞያ ዝጠልቦ ስነ ምግባር ዘለዎ ብነባር ፖሊስን ትምህርቲ ብ 4ተ ዓመት ዝተረከበ ቀዳማየ ዲግሪ ወይ ብሐድሽ ፖሊስን ትምህርቲ 3ተዓመት ዝተረከበ ዲግሪ ስራሕ ልምዲ 0
ተወሳኺ ኣንብብ ዳታ ኣድሚኒስትራተር
ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ክ/ከተማ ቐዳማይ ወያነ ማነጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲስተም/MIS/- ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ/IT/ -ኮምፒተቸ ሳይንስ ፍልጠት ፖሊስን ስትራተጅን መንግስቲ ዘለዎ ዋ ፅቡቅ ስነምግባር ዘለዎ /ዋ ን 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ን 1ይ ዲግሪ 5 ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት መርበብ ሓበሬታ ምምሕዳር
ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ BA ብኮምፒተር ሳይንስ "ኮምፒተር አፕሊኬሽን "ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ " ኤሌክትሪካል ኢንጂነሪንግ "ብኮምፒተር ሳይንስ ኢንጂነሪንግ ኮምኒኬሽን ኤሌክትሮኒክስ ኢንጂነሪንግ አብ ፖሊስን ስትራተጅን ኣይስቲ ፍልጠት ዘለዎ Team spirit እቲ ሞያ ዝጠልቦ ስነ ምግባር ዘለዎ ብነባር ፖሊስን ትምህርቲ ብ 4ተ ዓመት ዝተረከበ ቀዳማየ ዲግሪ ወይ ብሐድሽ ፖሊስን ትምህርቲ 3ተዓመት ዝተረከበ ዲግሪ ስራሕ ልምዲ - 0
ተወሳኺ ኣንብብ ላዕለዋይ በዓልሞያ ኣብ ኤሌክትሮኒክስ ዝተደረኸ ምምሕዳር ፅገና ናውቲ ቴሓር
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ትልሚል ፋይናንስን ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳርን ምልማዕን ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ላዕለዋይ በዓልሞያ ኤሌክትሮኒክስ ዝተደረኸ ምምሕዳር ናውቲ ብቑፃር ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙም መሰረት ነቲ መመዘኒ ረቋሒ ተማልኡ ተወዳደርቲ ብዙይ ምልክታ ይዕድም። ተደላይ ክእለት ቐዳማይ ዲግሪ ብኮምፒተር ሳይንስ ብኤንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ብኤሌክትሮኒክስ ኢንጅነሪንግ ብኮምፒተር ሳይንስ ኢንጅነሪንግ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ ብኮሚኒኬሽን ኤሌክትሮንክስ ኢንጅነሪንግ ብሲፍትዌር ኢንጅነሪንግ ብማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲስተም 0 ዓመት ስራሕ ልመዲ
ተወሳኺ ኣንብብ