ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት መርበብ ሓበሬታ ምምሕዳር

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ
መብርሂ
አብ ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ዘሎ ክፍቲ ናይ ስርሕ መደብ ኪኢላ አወዳዳሩ ክቁፅር ስለዝደለየ ነዚ ሮቃሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም ተደላይ ክእለት BA ብኮምፒተር ሳይንስ "ኮምፒተር አፕሊኬሽን "ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ " ኤሌክትሪካል ኢንጂነሪንግ "ብኮምፒተር ሳይንስ ኢንጂነሪንግ ኮምኒኬሽን ኤሌክትሮኒክስ ኢንጂነሪንግ አብ ፖሊስን ስትራተጅን ኣይስቲ ፍልጠት ዘለዎ Team spirit እቲ ሞያ ዝጠልቦ ስነ ምግባር ዘለዎ ብነባር ፖሊስን ትምህርቲ ብ 4ተ ዓመት ዝተረከበ ቀዳማየ ዲግሪ ወይ ብሐድሽ ፖሊስን ትምህርቲ 3ተዓመት ዝተረከበ ዲግሪ ስራሕ ልምዲ 0
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
መተሐሳሰቢ ፆታ ኣይፈልን ናይ ስራሕ ቦታ ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ መቐለ መመዝገቢ ቦታ አብ አመራረሓ ስራሕ ሐይሊ ሰብ ቢሮ ቑፅሪ 222 መመዝገቢ ካብ ዕለት 19/09/06 ዓ/ም እስካብ 26/09/06 ዓ/ም መረጋገፂ ብቅዓተ /COC/ ከቕርብ ዝክእል መሰናድኦ ትምህርቲ ዝወደአ /COC/ ኣይሕተትን ፈተና ዝውሃበሉ ዕለት 28/09/06 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ምዝገባ እዋን መረዳእታ ኦርጅናል ምስ ኮፒ ክቅርበ አለዎ
Share this Post:
ድሕሪት