ኪኢላ ዌብሳይት ኣድሚኒስትሬተር

ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብውሽጢ ዕንየት፣ ውሽጢ ዝውውር፣ ብደገ ዝውውርን ብቑፃርን ብቐዋሚነት ኣወዳዲሩ ብቀደም ሰዓብ ክቖፅር ስለዝደሉ ንስራሕ ደለይቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም።

 

መደብ ስራሕ ብዝሓተ መስመር ሙያ ቐዳማይ ዲግሪ ልዕሊኡን ዝተመረቐ

  • ዌብ ሳይት ዲዛይን ናይ ምግባርን ምምሕያሽ ክእልት ተሞክሮ ዘለዎ

  • 7+ ዓመት በቲ ሞያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ማስተርስ ዲግሪ ልዕሊኡን ዝተመረቐ/ት

  • ዌብ ሳይት ዲዛይን ናይ ምግባርን ምምሕያሽ ክእልት ተሞክሮ ዘለዎ

  • 5+ ዓመት በቲ ሞያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

ተወዳደርቲ ዘለክን/ኩም መረዳእታ ትምህርቲ ስራሕ ልምዲን ኦርጂናልን ምስ ፎቶ ኮፒ ክትሕዙ/ዛ ኣለኩም/ክን

ምዝገባ ቦታ ኣበ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ቢሮ ቁፅሪ 17 ኣብ ደ/ከ/ስ/ኣመ/ ሓይሊ ሰብ

ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን ካብ 20/10/2006-24/10/2006 ዓ/ም 5 ተከታተሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከውን፤

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ንገልፅ ምኳና ነፍልጥ።

ኣድራሻና ስልኪ ቁጽሪ 0344-40 4157

ፋክስ 0344-408406

Share this Post:
ድሕሪት