ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ኣብ ቢሮ ሰርቪስ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ን6 ወርሒ ኮንትራክት ኣወዳዲሩ ክምድብ ይደሊ፤
ተወሳኺ ኣንብብ

ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ቢሮሲቪልሰ ርቪስ ኣብ ደጋፊ ከ/ስራሕ ኣይሲቲ ዝርከብ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብናይ ተሓሳቢ ቁፃር ኣወዳዲሩ ክምድብ ይደሊ ብመሰረት እዚ ብርኪ ተሓሳቢ ተደላይ ክእልት ብርኪ ትምህርቲ ቢ.ኢ.ሲ ዲግሪ ዓይነት ት/ተ ኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን፣ ኤሌክትሪካል ኢንጅነሪንግ፣ ኮምፒተር ሳይንስ ኢንጅነሪንግ ፣ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ፣ ኮሚኒኪሽን ኤሌክትሮኒክስ ኢንጂነሪንግ ልምዲ ስራሕ ቀዳማይ ዲግሪ 0 ዓመት ነቲ መደብ ስራሕ ብተወሳኪ ዝድለ 1.ፍልጠት ኣብ ፖሊስን ስተራቴጅን ኣይ.ሲ.ቲ ፍልጠት በቲ ሞያ ዘለዎ ክልስ ፅንስ ሓሳብ ትርጉም ሕግታትን ኣሰራርሓታትን ዝለዓለ ፍልጠት፡ 2.ክእለት ምስፍሕፋሕ መሰረት ልምዓት፡ ምምሕዳር መሰረተ ልመዓት፣ ስራሕቲ ኔትዎርክ ኮንፍጊሬሽን፣ team spritዘለዎን
ተወሳኺ ኣንብብ