ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ
ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ትገራይ ንዘለዎ መደባት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ 5ይ ክፍሊ ዝወደኣ 9 ዓመት፣6ይ ክፍሊ ዝወደኣ 7 ዓመት፣ 7ይ ክፍሊ ዝወደኣ 5 ዓመት፣ 8 ክፍሊ ዝወደኣ 4 ዓመት ዘለዋን ሳልሳይ ብረኪ መዘወሪ ፍቓድ ዘለዎ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኣካዳሚ ዳዕሮ
ዳዕሮ ኣካዳሚ ን2006 ዓ/ም ዘመን ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሓበረ ረቛሓ እተማልኡ/ኣ መምህራን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ ካብ ዕለት 09/06/2006 ክሳበ 17/06/2006 ዓ/ም ዘድሊ መረዳእታ ብምሓዝ ኣበ ዓዲሓ ዝርከብ ቁፅሪ ዳዕሮ ኣካዳሚ ክትምዝገቡ ነተሐሳስብ።   ደረጃ ትምህርቲ 1ይ ዲግሪን ካበኡ ንላዕሊን   ስራሕ ልምዲ እንተነኣሰ 2+ዓመት ዝሰርሐን ልዕሊኢን መሃያ ብስምምዕነት    
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም ተደላይ ክእለትን ደረጃ ትምህርቲን ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኤም.ኣይ.ኤስ፣ ሶፍተዌር ኢንጅነሪንግ ተመሳሳይ ብ5+ ዓመት ወይ 4+ ዓመት ወይ ብ3+ ዓመት ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ ወይ ብብርኪ V ዝተመረቐ ኮይኑ ኣብ ብርኪ V ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ
ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ት/ቲ ደረጃን ስራሕ ልምዲን 1ይ ዲግሪ ብ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ ዘለዎ/ዋ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ 6+ ዓመት ስራሕ ተዛማዲ ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
ላዕ/ቤ/ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ች/ትራንሰክራቨር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ዝጠልቦ ደ/ት/ቲ ዲግሪ ተደላይ ዓይነት ትምህርቲ ብIT ብ MIS ብComputer Science 6ተ ዓመት ልዕሊኡን ብዳታ ብፀሓፊት ዝሰርሐ/ት ምብርሂ COC ዝምልከተኩም ዝሓለፈ ጥራሕ የወዳደር      
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ
ዓ.ትምህርቲ ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢነፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን፣ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ፣ ኮምፒተር ኢንጅነሪንግ፣ ሶፍትዌር ኢንጅነሪንግ፣ ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ስይስተም
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
ዓ.ትምህርቲ ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢነፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን፣ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ፣ ኮምፒተር ኢንጅነሪንግ፣ ሶፍትዌር ኢንጅነሪንግ፣ ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ስይስተም ተደላይይ ክእለት 1ይ ዲግሪ 4+ ዓመት ቀጥታ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ በቲ ሞያ ዝሰርሐ/ት፣ ፅቡቅ ስነ-ምግባር ዘለዎ/ዋ፣ ንለውጢ ቁሩብ ዝኮነ/ት

ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ኣወዳዲረየ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ስራሕ ደለይቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም። 1ይ ዲግሪ ብኣይቲ ዝተመረቀ/ት ሓሳባት ጠሚርካ/ ወዲብካ ናይ ምቅራብ ክእለት አለዎ/ዋ 6ዓመት ኣግባብ ስራሕ ልምዲ