ፀሓፊትን ኦፊስ ምም/ርን

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ
መብርሂ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋምነት ክቆፅር ወይ ኣብ ተመሳሳሊ ብርኪን መሃያን ዘለኩም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስትን ብዝዉዉር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ኣብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቆሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም::

ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት ብሴክሬታልሪያል ሳይንስን ምም/ር ቢሮን " ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን

ሲንተም " ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጅን ናይ 10ተ2 /ሰርቲፍኬት/ ወይ ለቭል II ናይ 4 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎዋ ወይ ብቅዓት መመዘኒ ዝሐለፈት::

ወይ

- ብሴክሬታልሪያል ሳይንስን ምምር ቢሮን "ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲስተም" ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂን ናይ 10ተ3 ወይ ለቨል III (ዲፕሎማ) ናይ 2 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ COC ወይ ብቅዓት መመዘኒ ዝሐለፈ/ት::


 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • መመዝገቢ ዕለት ካብ 23/11/2006 ዓ/ም - 29/11/2006 ዓ/ም

  • መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቐፅሪ 01

  • መመልከትቲ ዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምለስ ኮፒን ናይ ፅሑፍ ማመልከቻ ናይ ስራሕ መሕተቲ ቅጥዒ ብምምላእ ሒዝኩም ክትቀርቡ ይግባእ

  • ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት 1/12/2006 ዓ/ም ሰዓት 9:00

  • ንተወሳኪ ሓበሬታ ቑፅሪ ስልኪ 034-440-10-63 ቑፅሪ ፋክስ 034 -441-96- 37

Share this Post:
ድሕሪት