ባዓል ሞያ ማሕበረሰብ ዉዳበታት ምዕባይ ዓቅሚን ድሕንነትን

ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ክ/ከተማ ቐዳማይ ወያነ
መብርሂ
ን 3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ አብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቪስ ንቤት ፅሕፈት ን ኢንዱስትን አብ በጅት ዓመት 2006 ዓ/ም አብ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለይ እዚ ዝተቀመጠ መመዘኒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ብዚ ምልክታ ይዕድም ተደላይ ክእለት ማነጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲስተም/MIS/! ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ/IT/ !ኮምፒተቸ ሳይንስ ፍልጠት ፖሊስን ስትራተጅን መንግስቲ ዘለዎ ዋ ፅቡቅ ስነምግባር ዘለዎ ዋ አግባብ ዘለዎ ልምዲ ን 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ን 1ይ ዲግሪ 5 ዓመት
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
መተሓሳሰቢ መመዝገቢ ዕለት ካበ 19/09/06 እስካብ 26/09/2006 ዓም ንተወሳኪ ሓበሬታ መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ስቪል ክፍለ ከተማ ቀ ወያነ ድብሪ 3ተ ቤሮ ቁፅሪ 34 አድላይ ዘበለ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክትቅር አለኩም ል በ ዲፕሎማ ነይርኩም ናብ ዲግሪ ዘመሓየሽኩም እንተኮይኑ እሞ ዲግሪ ዝጅመርኩምሉ ድህሪ ታሕሳስ 2000 ዓ/ም እንተኮይኑ ነቲ ዲፕሎማ ብቅዓት መረጋገፂ (COC)መረዳእታ የድሊ ተፈተንቲ ንፈተና እንትመፁ ኪለኩም መታወቂያ ኩም ሒዝኩም ንክትርከቡ ነተሓሳስብ ‘ ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት 28/09/2006 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ቦታ ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ክ ከተማ 1ይ ወያነ ዝውውር ተተረኪቡ ቅድምያ ንህብ ንዝውውር ሓተትቲ ውፅኢት ተኮር ተተካኢሉ ናይ ሰለስተ ሰሚስተር ማእከላይ ዉፅኢት ዝገልፅ እንተዘይኮኑ ናይ ክልተ ክተቅርቡ እትክእሉ ዶኩሜንትክን ኩም ብ Exchange Kedamaywoyan ፅሬት ማሕድርን ድጋፍ ደበዳቤን ክተቅርቡ እትክእሉ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ : 0348402065 ንዝውውር ክተቅርቡ COC ግድን ኣይኮነን
Share this Post:
ድሕሪት