ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ | Job Platform Milkta ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ
ዕደጋ ኦፊሰር
ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትንቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ብሄራዊ ክልል መንግስቲ ትገራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዘውፅኦ ምልክታ ዝሐሸ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደሊ በዚ ክትዋደደሩ እትደልዩ ክማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ ከም ዝስዕብ ይኸውን
ደረጃ ትምህርቲ
ዲግሪ
ተደላይ ክእለት
ብኣካዊንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፐርቸትዚንግ፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ንባችለር ዲግሪ /ቐዳማይ/ ዲግሪ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 5 ዓመት
ማስተር /2ይ / ዲግሪ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 3 ዓመት
መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ ይምረፅ
ጅንየር ኤሌክትርሻን
ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ በዚ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቅፅር ስለዝደሊ በዚ መሰረት
ዓይነት ትምህርቲ
Electricity
Electro mechanics
ደረጃ ትምህርቲ
ኣድቫንስ ዲፕሎማ 2 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ል/ስራሕ ዘለዎ/ዋ
12+2 /10+2 4 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ል/ስራሕ ዘለዎ/ዋ
12+1 6 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ል/ስራሕ ዘለዎ/ዋ
መብርሂ ብቅዓት ሞያ መረጋገቂ ዝሓለፈ/ት
ሲቪል መሃንዲስ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲን ትራንስፖስርትን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲረሩ ብኩንትራት ክቖፅር ስለዝደሊ በዚ ምልክታ ይዕድም
ተደላይ ክእለት
ብስነ-ምህንድስና ቀዳማይ ዲግሪ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲን
ንደቂ ኣንስትዮ 2.4 ንላእሊ ንደቂ ተባዕትዮ3.2 ነጥቢ ዘለዎ (ዝረኽበ/ት)
ኣካውንታት ደረጃ 4
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ
ብኣካውንቲንግ / ተመሳሳሊ ሙያ
ቢድግር 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ /ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ
ዲፕሎማ 6 ዓመት ስራሕ ልምዲ /ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ
ሳይት ሎጂስቲክስ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ
ብኣካውንቲንግ/ማናጅመንት ተመሳሳሊ ሙያ
ዲፕሎማ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሰርቲፊኬት2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ብቅዓት መረጋገፂ /ሲ.ኦ.ሲ/ ዝሓለፈ
ኪኢላ ትልምን ሪፖርትን
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ
ኢኮኖሚክስ/ ሶሽዮሎጂ ኢኮኖሚክስ/ ሕርሻ ኢኮኖሚክስ/ስታስቲክስ/ርጅናል ፕላኒንግ/ማርኬቲንግ/ ተመሳሳሊ ሙያ
ቢ.ኤስ.ሲ ዲግሪ 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ኤም.ኤስ.ሲ ዲግሪ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ሲነር ኦዲተር
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛ ብዝውውር ቁፃር
መደብ ብዝሓቶ መሰመር ሙያ 1ይ ዲግሪ ወይም ካብ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲን ስልጠናን ብብርኪ ዝተመረቐ/ት 7 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
ካልኣይ ዲግሪ /ማስተር/ 5 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ካሊእ ናይ ኮምፒተር ክእለት አለዎ/ዋ፣ ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ
በዓል ሞያ ኤሌክትሮኒክስ ምምሕዳር ፅገና ቴሓር
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይዓ.ትምህርቲ ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢነፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን፣ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ፣ ኮምፒተር ኢንጅነሪንግ፣ ሶፍትዌር ኢንጅነሪንግ፣ ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ስይስተም
ተደላይይ ክእለት
1ይ ዲግሪ 4+ ዓመት ቀጥታ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ በቲ ሞያ ዝሰርሐ/ት፣ ፅቡቅ ስነ-ምግባር ዘለዎ/ዋ፣ ንለውጢ ቁሩብ ዝኮነ/ት
ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊሰር
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይንውሽጢ ስራሕተኛታት ዝወፀ ዕብየት ብርኪ
-
ንቢሮ ሰ/ማ/ጉዳይ ክ/ትግራይ
-
ንዞባ መቐለ ሰ/ማ/ጉዳይ
-
ንኩለን ወረዳታት ሰ/ማ/ጉዳይ ቤት ፅሕፈት
ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ መደብ ሰራሕኛታት ኣወዳዲሩ ውሽጢ ዕብየት ብርኪ ክህብ ይደሊ።
ዓይነት ትምህርቲ
ብሴክሪታሪያል ሳይንስ ኦፊስ ማናጅመንት
ብኮምፒተር ሳይንስ /ኣይ.ቲ/ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ
ተደላይ ክእለት
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ሰራሕ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ወይ ብብርኪ III 6 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ/ዋ ሰራሕ ልመዲ
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ስራሕ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ወይ ብብርኪ III 4 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ/ዋ ሰራሕ ልመዲ
ፋይናንስ ምም/ር ኦፊሰር
ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይቢሮ ል/ከ/ንግ/ኢንዱስትሪን ክልል ትገራይ ዝስዕብ ክፍቲ ሰራሕ መደብ ሰራሕነኛ ኣወዳዲሩ ከዕቢ፣ ክዛውር፣ ክቖፅርን ይደሊ
ተደላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲን
BA ወይ ዲፐሎማ ብኣካውንቲንግ፣ ቢዝነስ ኢዲኬሽን፣ ባንኪ ኢንሺራንስን ኮኦፕሬቲቭ ኣካውንቲንግ
-
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐ ወይም ካብ ኮሎጅ ዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ 9 ዓመት ስራሕ ልመዲ
-
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ብብርኪ IV ዝተመረቐ ወይ ካብ ኮሎጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 4+ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ 7 ዓመት ስራሕ ልመዲ
-
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ባችለር/ቀዳማይ ዲግሪ/ ወይ ካብ ቴክኒክን ሙያን ት/ቲን ስልጠናን ብብርኪ V ዝተመረቐ 5 ዓመት ስራሕ ልመዲ
-
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ማስተርስ/ካልኣይ ዲግሪ/ 3 ዓመት ስራሕ ዘለዎን ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ