ኣካውንቲንግ & ፋይናንስ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ ዝርዝር ብስራሕ መደብ
ዋና ኦፊሰርን ምድላዉ ፕሮጀክትን እስፖንሰር ሽብ
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበርድምፂ ትግራይ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደበ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
በዓል ሞያ ዕዳጋ
ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለመቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ካበዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ካብ ደገ ብዝዉዉር ቁፃርን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ኣካዉንታት
ዞሊ ፕሮፎሽናል ስትድዮ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበርዞሊ ፕሮፈረሽናል ስትድዮ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ናይ ኣካውንቲንግ መምህር
ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየምኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ኤዲተር
ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ነዚ ረቋሒ እተማልኡ/ኣ ሰራሕተኛታት መጀመሪያ ብዝውውር ቀፂሉ ብደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ሒሳብ ሰራሕተኛ
ፋይናንስን ኢኮኖሚያዊ ልምዓትን ዕቋርን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበርናይ ፋይናንስን ኢኮኖሚያዊ ልምዓትን ዕቋርን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ነዚ ዝስዕብ ዝመልኡ ናይ ሒሳብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ሒሳብ ሰራሕተኛ
ጥዕና ዕቋርን ልቃሕን ሕ/ስ/ማሕበርጥዕና ዕቋርን ልቃሕን ሕ/ስ/ማሕበር ሓ/ዝ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ቀዋሚ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ፀሓፊት ዶክመንት ካሸር
ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸልማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕዳጋ ማእከል ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ፡
ሲኔር ኣካውንታት
ሚዛን ልቃሕን ዕቃርን ሕ/ስ/ማሕበርሚዛን ዕቃርን ልቃሕን ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብቀዋሚ ክንቆፅር ንደሊ።