ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ | Job Platform Milkta ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ
ኪኢላ ስታስቲካዊ ሓበሬታ ፖሊሲ መፅናዕቲ
ቢሮ ትልምን ፋይናንስንቢሮ ትልሚን ፋይናንስ ኣብ ኣውራ ከይዲ ስራሕ ፖሊሲ መፅናዕትን ሓበሬታብ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ኪኢላ ስታስቲካል መፅናዕቲ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙይ መሰረት ነቲ መመዘኒ ሮቛሒ ተማልኡ በዙይ ምልክታ ንዕድም።
ትምህርቲ ደረጃ
ብስታስቲክስ፣ ኢኮኖሚከስ፣ ሕርሻ፣ ዲቨሎፕመንት ስታዲስ፣ጂኦግራፊን ኢንቫይሮመንታል ስታዲን፣ ማናጅመንት
እኩል ናይ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን ፓኬጅን
ንቀዳማይ ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልመዲ
ንማስተርስ ዲግሪ 0 ዓመት ስራሕ ልመዲ
ዋርድያ
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም
-
4ይ ክፍሉ ዝወደኣ 2+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ 5ይ ክፍሊ ዝወደኣ 0ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኮይኑ ዕጡቅ ዝኮነ ቅድሚያ ይወሃቦ
ጥረዛ ሰራሕተኛ
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም
ጥረዛ ሰራሕተኛ
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም
ፋይናንስ ምምሕዳር ኦፊሰር
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም
-
ብኣካውንቲንግ፣ቢዝነስ ኢዱኬሽን ፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት ኮይኑ/ና ን1ይ ዲግሪ 5 ዓመት ወይ 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ኣግባብነት ዘለዎ/ዋ ስራሕ ልምዲ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ብቁዕ ናይ መንግስቲ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእለት ዘለዎ/ዋ
ኣካውንታንት
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም
-
ብቁዕ ናይ መንግስቲ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእለት ዘለዎ/ዋ
-
መደረታዊ ናይ መንግስቲ ምሕደራ ፍልጠት ዘለዎ/ዋ
-
መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ
-
ብኣካውንቲንግ፣ቢዝነስ ኢዱኬሽን ፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት ኮይኑ/ና ን1ይ ዲግር ወይ ብብርኪ V ዝተመረቐ 6 ዓመት ወይ 2ይ ዲግሪ 4 ዓመት ኣግባብነት ዘለዎ/ዋ ስራሕ ልምዲ
በዓልሞያ ብኤሌክትሮኒክስ ዝተደረኸ ምምሕዳር ቴሓር
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም
ተደላይ ክእለትን ደረጃ ትምህርቲን
ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኤም.ኣይ.ኤስ፣ ሶፍተዌር ኢንጅነሪንግ ተመሳሳይ ብ5+ ዓመት ወይ 4+ ዓመት ወይ ብ3+ ዓመት ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ ወይ ብብርኪ V ዝተመረቐ ኮይኑ ኣብ ብርኪ V ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
በዓል ሞያ ፅገና ኣይ-ሲ-ቲ
ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ
ት/ቲ ደረጃን ስራሕ ልምዲን
-
1ይ ዲግሪ ብ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ ዘለዎ/ዋ
-
መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ
-
6+ ዓመት ስራሕ ተዛማዲ ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ
ገንዝብ ተሓዚት
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ
ዓይነት ትምህርቲ
ብኣካውንቲንግ
ፐርቸይዚንግ
ማናጅመንት
ቋሚ
ተደላይ ክእለት
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰረት ካብ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐት 4+ ዓመት ስራሕ በቲ ሙያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ
ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ
ኪኢላ ክትትልን ገምጋምን
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትገራይ ቐፂሉ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ብቋሚነት ክቅፃር ወይ ብዝውውር ከምድብ ስለዝደሊ ንውድድር ይዕድም።
ተዳላይ ክእለት
-
ብቑዕ ናይ ክትትልን ገምጋምን ክእለት ፍልጠትን ዘሎዎ ብስነ-ምግባሩ ምስጉን ዝኾነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒዩተር ክእለት ዘለዎ ብኢኮኖሚክስ፣ ብሕርሻ ኢኮኖሚክስ ብስታስቲክስ፣ ሪጅናል ፕላኒንግ፣ ብሶስዮሎጂ፣ ብማናጅመንት፣ ብጂኦግራፊ፣ ኢዱኬሽናል ፕላኒንግ፣ ኣግሪካልቸራል ኤክስቴሽን፣ ኣርባን ፕላኒግ፣ ፖለቲካል ሳይንስ፣ ኢንተርናሽናል ሪሌሽን፣ እፅዋት ሳይንስ፣ ልምዓት ዘራእቲ ካልኢት ዲቨሎፕመንት ስታዲስ
-
ቀዳማይ ዲግሪ ብዝተጠቐሰ ሙያ 6 ዓመት ስራሕ ልመዲ
-
ካልኣይ ዲግሪ ብዝተጠቐሰ ሙያ 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ኮይኑ