ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ | Job Platform Milkta ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ
ኪኢላ ንብረት ምም/ር
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ንዘለውዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚ ክቖፅር ይደሊ። መሃያ ዘለዎም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስተ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ረቋሓታት ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይ”ደመ።
- ብማናጅመንት ፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐርቸዚንግ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ማናጅመንት 1ይ ዲግሪ ናይ 6 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ
ወይም
- ብማናጅመንት ፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐርቸዚንግ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ማናጅመንት 2ይ ዲግሪ ናይ 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ
- ናይ ኮምፒተር ክእለት ሰርቲፊኬት ዘለዎ
መራሒ ቦጥ-ማይ መኪና
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ንዘለውዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚ ክቖፅር ይደሊ። መሃያ ዘለዎም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስተ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ረቋሓታት ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይ”ደመ።
4ይ ክፍሊን ልዕሊኡን ብርኪ ትምህርቲ ዝወደኣ/አት ናይ 4ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቃድን ናይ 2+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ
ወናኒ ደ/ከ/ሰ/ውሽጢ ኦዲተር
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ንዘለውዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚ ክቖፅር ይደሊ። መሃያ ዘለዎም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስተ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ረቋሓታት ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይ”ደመ።
- ብኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ብፐብሊክ ፋይናንስ 1ይ /ባችለር/ ዲግሪን ብናይ ኦዲት ሞያ ናይ 10 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ
ወይም
- ብኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ብፐብሊክ ፋይናንስ 2ይ /ማስተር/ ዲግሪን ብናይ ኦዲት ሞያ ናይ 8 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ
- ናይ ዝተገለፀ ልምዲ ስራሕ ፍርቂ ወይም 50% ብሓላፍነት ዝሰርሐ/ት
- ናይ ስነ-ምግባር ፀገም ዘይብሉ/ላ/ ከቕርብ ዝክእል
ኣይቲ መምህር
ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየምኒው ሚለንየም ዩኒቭርስቲ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘሎ ዓይነት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ።
ደረጃ ትምህርቲ
2ይ ዲግሪ ዘለዎ/ዋ
ManGMENT INFORMATION SYSTEM
INFORMATION SYSTEM
SOFTWARE ENGINEERING
COMPUTER SCIENCE
ስራሕ ልምዲ
ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ይምረፅ
ናይ ስራሕ ቦታ
ዋና ካምፓስ መቐለ
ላይብረሪያን
ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየምኒው ሚለንየም ዩኒቭርስቲ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘሎ ዓይነት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ።
ደረጃ ትምህርቲ
ብላይብረሪ ሳይንስ ወይ ኣ.ይ.ቲ ዲፕሎማ ዝተመረቐ
ስራሕ ልምዲ
2 ዓመት ብላይብረሪ ዝሰርሐ
ብስኬል መሰረት
01
ናይ ስራሕ ቦታ
ዋና ካምፓስ መቐለ
ላብ ኣቴንዳንት
ደረጃ ትምህርቲ
ብኣ.ይ.ቲ 10+2 ዘለዎ/ዋ
ስራሕ ልምዲ
ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ይምረፅ
ናይ ስራሕ ቦታ
ዋና ካምፓስ መቐለ
ፀሓፊት
ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋልመርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ ካብዚ ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ክፍቲ መደብ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሉ
ተደላይይ ክእለት
ዲፕሎማ
- ብSSOM
- ብIT
ኢንግሊዥኛ መምህር
ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋልመርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ ካብዚ ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ክፍቲ መደብ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሉ
ድፕሎማ
ቋሚ ኵሓን መቐለን
ች/ትራንሰክራቨር
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲላዕ/ቤ/ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ች/ትራንሰክራቨር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ።
ዝጠልቦ ደ/ት/ቲ ዲግሪ
ተደላይ ዓይነት ትምህርቲ
ብIT
ብ MIS
ብComputer Science
6ተ ዓመት ልዕሊኡን ብዳታ ብፀሓፊት ዝሰርሐ/ት
ምብርሂ
COC ዝምልከተኩም ዝሓለፈ ጥራሕ የወዳደር
በዓል ሞያ ኤሌክትሮኒክስ ምምሕዳር ፅገና ቴሓር
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይዓ.ትምህርቲ ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢነፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን፣ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ፣ ኮምፒተር ኢንጅነሪንግ፣ ሶፍትዌር ኢንጅነሪንግ፣ ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ስይስተም
ፋይናንስ ምም/ር ኦፊሰር
ቢሮ ትልምን ፋይናንስንቢሮ ትልምን ፋይናንስ ኣብ ደጃፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይ/ንብረትን ምም/ር ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ቁፃር ኣወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ። በዚ መሰረት እቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቕሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም።
ብርክን ዓይነት ትምህርተ
ቀዳማይ ዲግሪ ዝወደአ
-
ብኣካውንቲንግ
-
ብማነጅመንት
-
ቢዝነስ ማነጅመንት
-
ብባንኪንድ ፋይናንስ
-
ብፐብሊክ ፋይናንስ
ስራሕ ልምዲ