ኣድሚን፣ ሴክሬታርያል & ክለርክ' ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ ዝርዝር ብስራሕ መደብ
ፀሓፊትም ምምሕዳር ኦፊስን
ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ እስፖርትን ክልል ትግራይቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ብሄራዊ ክልል መንግስቲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብዘዉፅኦ ምልክታ መሰረት ዝዉዉር ቁፃርን ዝሓሸ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ዘሎዎ መደብ ስራሕ ክመልእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
ኤክስኩቲብ ሴክረታሪ
ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየምኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ሴክሬታሪ
ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ነዚ ረቋሒ እተማልኡ/ኣ ሰራሕተኛታት መጀመሪያ ብዝውውር ቀፂሉ ብደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ፀሓፊትን ካሸርን
ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸልማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕዳጋ ማእከል ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ሰራሕተኛ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ኤ/ሴክሬታሪ 2-1-10 / ኤ/ሴክሬታሪ 2-2-13 / ሴ/ሴክሬታሪ 2-4-2
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይቤት ፅሕፈት ርእሰ ምም/ር ክልል ትግራይ ቀፂሉ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ሴክረታሪ
ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃር ብቀዋምነት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ፀሓፊት /SSOM/ /IT/
ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋልመርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ /ሙሉእ 1ይ 2ይ ደረጃ መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ/ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብቋሚነት ክቆፅር ይደሊ፡፡
ፀሓፊት (secretary)
ራክሚንት ሲስተም ሓ/ዝተ/ዉ/ማራክሚንት ሲስተም ሓ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ፀሓፊት (secretary) አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊÂ
ዕደጋ ኦፊሰር
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ሰብ ሞያታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ኤክዚኩዩቲቭ ሴክረታሪ
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ሰብ ሞያታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ