ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ | Job Platform Milkta ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ
ኪኢላ ወረዳኔት ኣድሚኒስትሬተር
ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ኣወዳዲረየ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ስራሕ ደለይቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም።
1ይ ዲግሪ ብኣይቲ ዝተመረቀ/ት
ሓሳባት ጠሚርካ/ ወዲብካ ናይ ምቅራብ ክእለት አለዎ/ዋ
6ዓመት ኣግባብ ስራሕ ልምዲ
ኪኢላ ወረዳኔት ኣድሚኒስትሬተር
ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ኣወዳዲረየ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ስራሕ ደለይቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም።
1ይ ዲግሪ ብኣይቲ ዝተመረቀ/ት
ሓሳባት ጠሚርካ/ ወዲብካ ናይ ምቅራብ ክእለት አለዎ/ዋ
6ዓመት ኣግባብ ስራሕ ልምዲ
ኪኢላ ትምህርቲ ስልጠና ምክልካል ግዕዝይና
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ- ብሕጊ፣ ማናጀመንት ፣ ኢኮኖሚክስ፣ ሳይኮሎጂ፣ ሶስዮሎጆ፣ ስነ-ምግባር፣ ስነ-ዜጋን፣ ቋንቋን ስነ-ፅሑፍን ጋዜጣኝነት ፖሎቲካል ሳይንስ ዓለም ለከ ርክብን ካልኦት ተመሳሰልቲ ዓይነት ዘለዎ/ዋ
- ብዝተጠቀሰ ዓይነት ሞያ ኮይኑ ድሕሪ ምምራቅ
- ዶክትሬት ዲግሪ 0 ዓመት ልምዲ ስራሕ
- ማስተርስ ዲግሪ 2 ዓመት
- ቀዳማይ ዲግሪ 4 ዓመት ካብኡ ንላዕልን ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
ልምዲ ግልጋሎት
- ናይ ምስዳንን ምትሕብባር ምውሳንን ስርዓት ዘለዎ/ዋ
- ኣብ ፖሊስታት መምርሕታት ስትራቴጂታት ግቡእ ግንዛበ ዘለዎ/ዋ
- ኣብ ሞያ ትምህርቲ ግቡእ ፍልጠትን ዓቅምን ዘለዎ/ዋ
- ንሕገ-መንግስቲን ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ተኣማኒ ዝኮነ/ነት
- ኣብ ፍሉይ ደንቢን ሞያዊ ስነ ምግባርን ዝተነፀሩ ረቋሕታት ዝማልእ/ ዝተማልእ
- መሰረታዊ ፍልጠት ኮምፒተር ዘለዎ/ዋ ይተባባዕ/ ትተባባዕ
- ናይ ኪሚኒኬሽን ክእለት ዘለዎ/ዋ
ኢንግሊዝኛ መምህር
ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየምደረጃ ትምህርቲ ብቋንቋ ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት
ስራሕ ልምዲ በቲ ሞያ 1+ ዓመት ዝሰርሐ/ት
ወርሓዊ መሃያ ብስምምዕነት
በዝሒ 1
ስራሕ ኒው ሚለንየም ዩንቨርስቲ ኮሎጅ
ሒሳብ መምህር
ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየምደረጃ ትምህርቲ ብሒሳብ ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት
ስራሕ ልምዲ በቲ ሞያ 1+ ዓመት ዝሰርሐ/ት
ወርሓዊ መሃያ ብስምምዕነት
በዝሒ 1
ስራሕ ኒው ሚለንየም ዩንቨርስቲ ኮሎጅ
ዳታ ኢንኮደር
ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየምደረጃ ትምህርቲ ብITዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት
ስራሕ ልምዲ በቲ ሞያ 2+ ዓመት ዝሰርሐ/ት
ወርሓዊ መሃያ ብስምምዕነት
በዝሒ 1
ስራሕ ኒው ሚለንየም ዩንቨርስቲ ኮሎጅ
ን/ምም/ር ኪኢላ
ሆስፒታል መቐለተደላይ ክእለት
ብማናጅመንት፤ ማርኬቲንግ ዝተመረቀ/ት ናይ ንብረት ኣተሓዳድራን ክንክን ልምዲ ዘለዎ/ዋ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእልት ዘለዋ ዝግጁ ዝከለ ብስነ-ምግባሩ መርኣያ ዝኮነ ስራሕ ልምዲ
|
መተሓባበሪ ኪኢላ መፅናዕቲን
ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይተዳላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንዘለው ክፍቲ መደብ ስራሕ ነቲ ረቋሓ ዘማልኡ/ኣ ሰራሐተኛታት ክቆፅር ይደሊ
ተዳላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲ ኢኮሚክስ፤ ኣካውንቲንግ፤ ቢዝነስ ማናጅመንት፤ ቢዝነስ ኣዲሚኒስትሬሽን፤ ማርኬቲን ማናጅመንት ዝተመረቀ ኮይኑ/ና -ቀዳማይ ዲግሪ 7 ዓመት ስራሕ ልምዲ - ብማስተርስ ዲግሪ 5 ዓመት ስራሕ ልምዲ - ብዶክትሬት ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ብናይ ምትሕብባር ስራሕቲ ወይ ብመፅናዕቲ ስልጠና ስራሕቲ ዝሰርሐ/ት በዝሒ 01 መሃያ 4743 ስራሕ ብርኪ XV ስራሕ መ/መ/ቁ 26-3-55 |
መተሓባበሪ ጉጅለ እቶትን መፅናዕቲ ዕዳጋን
ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይተዳላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንዘለው ክፍቲ መደብ ስራሕ ነቲ ረቋሓ ዘማልኡ/ኣ ሰራሐተኛታት ክቆፅር ይደሊ
ተዳላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲ ኢኮሚክስ፤ ኣካውንቲንግ፤ ቢዝነስ ማናጅመንት፤ ቢዝነስ ኣዲሚኒስትሬሽን፤ ማርኬቲን ማናጅመንት ዝተመረቀ ኮይኑ/ና -ቀዳማይ ዲግሪ 7 ዓመት ስራሕ ልምዲ - ብማስተርስ ዲግሪ 5 ዓመት ስራሕ ልምዲ - ብዶክትሬት ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ብናይ ምትሕብባር ስራሕቲ ወይ ብመፅናዕቲ ስራሕ ዕደጋ ተመሳሳልትን ዝሰርሐ/ት በዝሒ 01 መሃያ 4743 ስራሕ ብርኪ XV ስራሕ መ/መ/ቁ 26-5-7 |