ንብረት ዓቃቢት

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

ቢሮ ስራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ይደሊ::

ተወሳኺ ኣንብብ

ዕቀባ ንብረት

ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ

ፍረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ ማሕበር ኣብ አግበ ፋብሪካ ናይስ ማይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ድሌት ዘለኩም ኣድለይቲ ረቀሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተመልክቱ ይዕድም

ተወሳኺ ኣንብብ

ንብረት ክፍሊ

ቫራይቲ 2000 PLC

ቫራይቲ 2000 ጠ/ን PLC ኣብ ትሕቲኡ ንዝርከብ እሰይ ፖርክ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ዝስዕብ መዐቀንታት ዘማልኡ አወዳዲሩ ንምቁፃር ይደሊ

ተወሳኺ ኣንብብ

Purchaser

ቫራይቲ 2000 PLC

ቫራይቲ 2000 ጠ/ን PLC ኣብ ትሕቲኡ ንዝርከብ እሰይ ፖርክ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ዝስዕብ መዐቀንታት ዘማልኡ አወዳዲሩ ንምቁፃር ይደሊ

ተወሳኺ ኣንብብ

ንብረት ምዝጋቢ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን

ቢሮ ትልምን ፋይናንስ ኣብ ደጃፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይ/ንብረትን ምም/ር ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ቁፃር ኣወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ። በዚ መሰረት እቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቕሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም።


ብርክን ዓይነት ትምህርተ

መሰረታዊ ናይ ንብረት ምምሕዳር ፍልጠት ዘለዎ ናይ ንብረት ፅዳት ኣተሓሕዛ ክንክን ልምድን ክእለት ዘለዎ፣ ንለውጢ ቁሩብ ዝክነን ስነ-ምገባር መርኣያ ዝኮነን

ብያይ ቀደም 12 ክፍሊ ዝወደኣ ወይ ብሓዱሽ ፖሊሲ ትምህርቲ 10ይ ክፍሊ ዝወደኣ 8 ዓመት ስራሕ ልመዲ

10+1 ወይም ብብርኪ 1 ዝተመረቐ ወይ ቀዳማይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ 6 ዓመት ስራሕ ልመዲ

ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቀ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ትምህርቲ ዝወዳኣ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ

ቀዳማይ ዲግሪ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ

ተወሳኺ ኣንብብ

ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ኦፊሰር

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን

ዘድሊ ዓይነት ትምህርቲ

ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን

ብኣካውንቲግ፣ ብማናጅመንት፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብዕደጋ ፕሮኩሩመንት ማናክመንት፣ ብፐርቸይዚንግ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ብባንኪን ኤንድ ኢንሹራንስ

ንብ.ኤ 6+ ዓመትን ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

ን ኤም.ኤ 4+ ዓመትን ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎሐዋ

ተወሳኺ ኣንብብ