Training Industrial Engineering

ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር

ናይ ስልጠና ስራሕ ምልክታ

ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክልቦርድ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር በዞም ዝስዕቡ እናሰርሑ ዝስልጥኑ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ስለዝኾነ ድማ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀኣሉ ጀሚሩ ዕለት ኣብ ዘለው 10+ ተኸታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልታት ኣብ ፐርሶኔል እናመፃእኹም ንኽትምዝገቡ ንዕድም።


ዓይነት ትምህርቲ

  • BSc Degree in industrial engineering

 

ተወሳኺ ኣንብብ

ዋርድያ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ርክብ-ህዝቢ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙይ መሰረት ነቲ መደብ ሮቓሒ ተማልኡ ንክትወዳዲሩ ቡዘይ ምልክታ ይዕድም።

ትምህርቲ ደረጃ

  1. 6ይ ክፍሊ ዘጠናቐቐ
  2. 5ይ ክፍሊ ዘጠናቐቐ
  3. 4ይ ክፍሉ ዘጠናቐቐ

ስራሕ ልመዲ

  1. 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ
  2. 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ
  3. 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኪኢላ ዓቅሚ ምዕባይ ውዳበታት ማሕበረሰብ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትገራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ኪኢላ ዓቅሚ ምዕባይ ውዳበታት ማሕበረሰብ

ዓይነት ትምህርቲ

  • ሶሾሎጂ
  • ባዮሎጂ
  • ኮኦፖሬቲቬ
  • ኣካውንቲንንግ
  • ኢኮኖሚክስ

ተደላይይ ክእለት

  • መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ሙያ ቐዳማይ ዲግሪ 9+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልመዲ
  • መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ሙያ ካልኣይ ዲግሪ (ማስተር) 7+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ በቲ ሙያ ዝሰርሐ ምስ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ክፋል ሕብረተሰብ ማላት ጎደና ሓደር፣ ሸይጠን ዝምሓደራ፣ ዘክታማት፣ ኣከላ ጉድኣት፣ ኣረጋውያን፣ ህፃናት ዝሰርሐ/ት
  • ተወሳኪ ፅቡቅ ስነ-ምግባር ዘለዎ/ዋ
  • ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ
  • ንለውጢ ዝተልዓለ ዝኾነ
ተወሳኺ ኣንብብ

በዓል ሞያ ካሜራ ማን

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን

ተደላይይ ኽእለት

ትምህርቲ ደረጃ

  • ብስርቲፊኬት (10+2)
  • ብዲፕሎማ
  • ላዕለዋይ ዲፕሎማ

ስራሕ ልምዲ

  • 9 ዓመት ስ/ልመዲ
  • 7 ዓመት ስ/ልመዲ
  • 5 ዓመት ስ/ልመዲ
ተወሳኺ ኣንብብ

ስፖርት መምህርቲ

ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል
መርሲፋል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ ካብዚ ዝተዘርዘረ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲረሩ ክቖፅሩ ይደሊ። ዲፕሎማ(ዲግሪ) BED ዝተመረቐ
ተወሳኺ ኣንብብ

ጂኦግራፊ መምህር

ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል
1ይ ዲግሪ BED ዝተመረቐ
ተወሳኺ ኣንብብ

መተሓባበሪ DIC ጥዕና ሰራሕተኛ

ማሕበር መናእስይ ትግራይ

ናይ ፕሮጀክት ኣርእስቲ MULU Marsh Project

ናይ ስራሕ ርእሲ መተሓባበሪ DIC ጥዕና ሰራሕተኛ

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዘለዎም ዝግባእ

ደረጃ ትምህርቲ

  1. ንመተሓባበሪ DIC nursing, public health

ስራሕ ልመዲ ንዲግሪ 2 ዓመት ንዲፕሎማ 4 ዓመት ዘለዎ/ዋ

  1. ናይ ጥዕና ሰራሕተኛ nursing and public health

ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ 0 ዓመት ንዲፕሎማ 2 ዓመት

ኣብ ምትከላት እምነታት ነፃ ድልየት ዓርሲ ተበግሶን ናይ ተግባራዊነት ከምኡውን ኣብ ውዳበን እምነተት ዘለዎ/ዋ

 

ተወሳኺ ኣንብብ

ፋይናንስ ምምዳር

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ንስራሕ ደለይቲ ዝወፁ ናይ ቁፃር ምልክታ

ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብቋሚነት ብተመሳሳሊ ክዛወርን ስለዝደሊ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።

ተደላይ ክእለት

በኣካውንቲንግ፣ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፖሬቲቨ ኣካውንቲንግ ወይም ብተመሳሳሊ ሞያ ዝተመረቀ

ድግሪ ሙያ 5 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ

2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ስራሕ ልመዲ


 

ስራሕ ልምዲ

ብናይ ፋይናንስን ምም/ር ክእልትን ፍልጠትን ዘለዎ/ዋ መንግስታዊ ፋይናንስ ምም/ር ዝፈልጥን ናይ መንግስቲ ዕዳጋ ፍልጠት ዘለዎ ብስነ-ምግባር ምስጉን ዘኮነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ

 

ተወሳኺ ኣንብብ

ኮምፒተር

ኣካዳሚ ዳዕሮ

ዳዕሮ ኣካዳሚ ን2006 ዓ/ም ዘመን ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሓበረ ረቛሓ እተማልኡ/ኣ መምህራን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ ካብ ዕለት 09/06/2006 ክሳበ 17/06/2006 ዓ/ም ዘድሊ መረዳእታ ብምሓዝ ኣበ ዓዲሓ ዝርከብ ቁፅሪ ዳዕሮ ኣካዳሚ ክትምዝገቡ ነተሐሳስብ።

 

ደረጃ ትምህርቲ

1ይ ዲግሪን ካበኡ ንላዕሊን


 

ስራሕ ልምዲ

እንተነኣሰ 2+ዓመት ዝሰርሐን ልዕሊኢን

መሃያ ብስምምዕነት

 


 

ተወሳኺ ኣንብብ

ኪኢላ ዕደጋ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስ ኣብ ኣውራ ከይዲ ስራሕ ኪኢላ ዕደጋ ሓበሬታብ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ኪኢላ ስታስቲካል መፅናዕቲ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙይ መሰረት ነቲ መመዘኒ ሮቛሒ ተማልኡ በዙይ ምልክታ ንዕድም።

 

 

ትምህርቲ ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪ ልዕሊኡን

ብኣካውንቲንግ፣ ብማናጅመንት፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐብሊክ ፕሮክሩመንት፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ኢዲኬሽን፣ ብኮኦፖረቲቭ

ቀደማ ዲግሪ 7+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

ካልኣይ ዲግሪ 5+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ

ተወሳኺ ኣንብብ