ካልኦት ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ ዝርዝር ብስራሕ መደብ
ረ/ኦፕሬተር ሰራተኛ
ምድሓን ጋብዮን ፋብሪካምድሓን ጋብዮን ፋብሪካ/ ኣዳነ ሓጎስ/ ዝተበሃለ ድርጅት ብማሽን ረዳት ኦፕሬተር ሰራሕተኛ ብማሽን ሙያ ዝተመረቐ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለ ዝደለየ በቲ ቀሪቡ ዘሎ ረቓሒ ዘማለአ ዶክሜንት ብምቅራብ ዝወዳደር ምካ ንገልፅ
ስእሊ /ፎቶ/ መምረፂ
ዞሊ ፕሮፎሽናል ስትድዮ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበርዞሊ ፕሮፎሽናል ስትድዮ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ኪኢላ ካሜራ ማን
ኤጀንሲ ስታስቲክስ ክልል ትግራይኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ብቋሚ ኣወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ፡፡
ኣይሱዚ ናይ መሸጣ ሽፌር ሰራሕተኛ
ፋብሪካ ኣረቂን መስተን ደሰታፋብሪካ ደስታ ኣልኮልን መስተን ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ብዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
FSR ናይ መሸጣ ሹፌር ሰራሕተኛ
ፋብሪካ ኣረቂን መስተን ደሰታፋብሪካ ደስታ ኣልኮልን መስተን ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ብዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ሞተረኛ ፖስተኛ
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ብደገ ዝውውር ቁፃርን ክቆፅር ይደሊ፡፡
CBID) Community Based Inclusive Development District Woreda Supervisor /ወረዳ ሱፐርቫይዘር/
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ክቆፅር ይደሊ፡፡
ፋይል ከለርክን ዳታ ኢንኮደር
ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየምኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ላብ ኣቴንዳንት
ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየምኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
ኤሌክትርሻን
ማሕበር ልምዓት ትግራይኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡