ሚድያ-ጆርናሊዝም ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ ዝርዝር ብስራሕ መደብ
ኪኢላ ርክብ ህዝቢ
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሐኛታት አወዳዲሩ ብዝዉዉርን ክቆፅር ይደሊ
በዓል ሞያ ካሜራ
ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይቢሮ ልምዓትን ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብኮንትራክት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ላ/ኪኢላ ስነ ፅሑፍን ትርጉምን
ቤት ምክር ክልል ትግራይቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሐተኛታት ብቀዋሚነት አወዳዲሩ ክዛዉር/ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቆሒ እተማልኡ ንክትምዝገቡ ይዕድም
ላ/ኪኢላ ሪፖርት
ቤት ምክር ክልል ትግራይቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሐተኛታት ብቀዋሚነት አወዳዲሩ ክዛዉር/ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቆሒ እተማልኡ ንክትምዝገቡ ይዕድምÂ
በዓል ሞያ ካሜራ
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋንኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስ ሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን
ኣብ ኤጀንሲ ምስ /ሕ/ ስ /ማ/ ዕ ልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ከወዳደር ይደልይ
ኪኢላ ኦዲዮ ቪዥዋል
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋንኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስ ሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን
ኣብ ኤጀንሲ ምስ /ሕ/ ስ /ማ/ ዕ ልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ከወዳደር ይደልይ
መምህር ቪድዩግራፈን ፎቶ ግራፍን
ደስታ ቪድዩግራፍን ሕትመትን ቴክኖሎጂ ኮሌጅማስታወቂያ ንደለይቲ ስራሕ
ደስታ ቪድዩግራፍን ሕትመትን ቴክኖሎጂ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ሙያን ክእለትን ዘለዎ መምህር አወዳዲሩ ቀዋምነት ክቖፅር ይደለይ::
ደረጃ ትምህርቲ TVET ብርኪ IV ን ወይ ድማ 1ይ ዲግሪ ብቪድዩግራፈ /ፎቶግራፈን ተመሳሳሊ ሙያን
ልምዲ ስራሕ ሐደ ዓመት
ፍሉይ ኩነታት ምዘና ብቅዓት ሙያ (COC) ዝሐለፈ
ብስምምዕነት
ፆታ ኣይፈልን
በዓል ሞያ ካሜራ ማን
ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይማልኸል ሓወለቲ ስማእታት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣበ ዝተገለፀ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ናይ ደገ ተወዳደርቲ ኣወዳዲሩ ሰራሕተኛ ክቆፅር ይደሊ።
ብርክን ዓይነት ትምህርቲ
- ብቪድዮን ፎቶን ካሜራን ሰርቲፊኬት ልዕሊኡን ዝተመረቀ
ተደላይ ክእልት
- ድሕሪ ምረቃ እንተነኣሰ በቲ ሞያ ዓመት ልዕሊኡን ኣግባበ ስራሕ ልምዲ
- ፖሊሲን ስትራተጂ መንግስቲ ዝርዳእ
- ንኹሎም ስነ-ምግባር ተገዛኢ ዝኮነ/ዝኮነት
- ብጉጅለ ስራሕ ዝኣምን
- ናይ ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ/ዋ
ካሜራ ማን
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲላዕ/ቤተ ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክዕቢ ክቖፅር ይደለ። ደረጃ ትምህርቲ ዲፕሎም ልዕሊኡን ብቪድዮን ፎቶካሜራን ብተወሳኪ ኣይቲ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ ልምዲ ስራሕ 6 ዓመት ልዕሊኡን ብኦድዮ ቪዝዋል፣ ብፎቶ ግራፍ፣ ብኪኢላነት ምውዳድ ድምፅን ምስልን ዝሰርሐ/ት