መብርሂ
ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲን ትራንስፖስርትን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲረሩ ብኩንትራት ክቖፅር ስለዝደሊ በዚ ምልክታ ይዕድም
ተደላይ ክእለት
ብስነ-ምህንድስና ቀዳማይ ዲግሪ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲን
ንደቂ ኣንስትዮ 2.4 ንላእሊ ንደቂ ተባዕትዮ3.2 ነጥቢ ዘለዎ (ዝረኽበ/ት)
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
መተሓሳሰቢ
-
ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 16/05/2006 ዓ/ም ክሳብ 22/05/2006 ዓ/ም ንተከታታሊ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ
-
ናይ መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮና 3ይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 198 ኣብ ኣመራርሓ ሰራሕን ሓይሊ ሰብ ብስራሕ ሰዓት
-
ኣብ እዋን ምዝገባ ኦርጂናል ትምህርቲ መረዳእታን ንምምስካር ንዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ሒዝካ ምቕራብ የድሊ።
ቢሮ ኮንስትርክሽን መንግድን ትርንስፖርትን