ኢኮኖሚክስ ስራሕቲታት ኣብ ትግራይ ዝርዝር ብስራሕ መደብ
ጉጅለ በመራሒ ትልምን ክትትልን ገምገማን
ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለመቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ካበዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ካብ ደገ ብዝዉዉር ቁፃርን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ኪኢላ ትልሚ ክትትልን ገምጋምን
ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይኣብ ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ኣብ ዳይሬክቶሬት ትልሚ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብደገ ቁፃር አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
በዓል ሞያ ትምህርትን ስልጠናን ድጋፍን ክትትልን III
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሐኛታት አወዳዲሩ ብዝዉዉርን ክቆፅር ይደሊ
በዓል ሞያ መረዳእታ IV
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሐኛታት አወዳዲሩ ብዝዉዉርን ክቆፅር ይደሊ
ፕሮጀክት መተሓባበሪት
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ኣብ ወረዳ እምባ ኣላጀ ማሕበረ ኢኮኖሚያዊ ተሳታፊነትን ተጠቃሚነትን ደቂ ኣንስተዩ ንምዕባይ ዝዓመመ ስራሕቲ ንምስራሕ ቀፂሉ ንዝተሐበረ ናይ ስራሕ መደብ ብኮንትራክት ቆፂሩ ከተስርሕ ትደሊ
Monitoring And Evaluation Officer
ማሕበር መናእስይ ትግራይማሕበር መናእሰይ ትግራይ USAID EEP project ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብmonitoring and evaluation  አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
Â
ፕሮጀክት ክትትልን ገምጋምን ኣይርሽ ፕሮጀክት
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ትግራይ ዝተጠቀሱ ክፍቲ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ኪኢላ ስታትስቲካዊ ሓበሬታን ፖሊስን መፅናዕትን
ቢሮ ትልምን ፋይናንስንቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ አዉራ ከይዲ ስራሕ ም /ዓ/ ክ ዉሽጢ ኦዲት ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ደገ ዝዉዉርን አወደዳዲሩን አወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ ብዙይ መሰረት ነቲ ዝወፀ መመዘኒ ረቆሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብዙይ ምልክታ ይዕድም
ክኢላ ስታቲሻን
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲኣብ ላዕ/ቤ/ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ኪኢላ ስታቲሻን ሰራሕተኛታተ ኣወዳዲሩ ከዕቢ /ከዛዉር/ ክቖፅር ይደሊ::
ልምዲ ስራሕ - ዲግሪ ብ Statistics ብ Economics ዝተመረቐት 6 ዓመትን ብስታቲሻን ዝሰርሐት COC ዝምልከተኩም ዝሐለፈ ጥራሕ ይወዳደር::
ገንዘብን ንብረትን ደሓዚ-ት
ማሕበር ባህሊ ትግራይፆታ
- ኣይፈሊን
ብርኪ ትምህርትን ዓይነትን
ዲፕሎማን ሊዕሊኡን
- ብኣካውንቲንግ
- ብማናጅመንት
- ብባንኪንግን ፋይናንስን
ተዳላይይ ክእለትን ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ
- ብገንዘብን ንብረትን
- ብሒሳብ ሰራሕተኛነት
- ብዕደጋ ንብረትን ስራሕተኛ
- ብንብረት መዝጋቢ ሰነድ ተሓዚ/ት
ግልጋሎት ዘመን
- ዲፕሎማ 4 ዓመት
- ዲግሪ 2 ዓመት