ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ቤት ምክሪ ወረዳ እንደርታ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግለጋሎት ክረክብ ወይ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሱር ኮንስትራክሽን ዝተፈላለየ ዓይነታት በዝሒን መጠንን ዘለዎ ጎማታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ሕትመት ኣቅሑት :ናይ ኢሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ መኪና ኣቅሑትን: ናይ ፅሬት ናዉቲን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ መለዋወጢ ኣቑሑት (ስፔር ፓርት) ተወዳደርቲ ብምዕዳም ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተሙ ቤት ፅሐፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ሞተር ሳይክልን ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረከበ ሓገዝ / UIDP/ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤ/ፅ ል/እቶትን ምምሕዳር ፋይናንሰ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ባጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ሰፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ ኣውዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንታ ቁፅሪ 4-01961 ኢት መኪና ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቀሑት ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ አየር ኮንድሽነር ጋዝ ምምላእ ናይ ፅሬትን ገዛን ኣቁሑት ናይ መኪና ስፔርን ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ። በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።